ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ንዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዕድል መሃብ ይግባእ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ ንዘለዎም ክፋላት ሕብረተሰብ ዕድል መሃብ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ዓለም ለኸ መዓልቲ ውስንነት ዕቤት ኣእምሮ (ዳውን ሲንድረም) “ስለና ምሳና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብኣሰናዳእነት ፋውንዴሽን ዲቦራ ኣብ…