ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሽመታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሓደሽቲ ሽመታት ኣፅዲቑ። እቶም ሽመታት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 3ይ ስሩዕ ጉባኤ እናተኻየደ ኣብ ዝርከበሉ እዋን ኢዩ፡፡ ብመሰረት እዚ፡- ዶክተር ጀማሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ልምዓት፣ ስራሕቲ ህንፀት ዴሞክራሲን መሰል ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ኣብ ልምዓት፣ ስራሕቲ ህንፀት ዴሞክራሲን መሰል ጉዳያትን ትኹረት ብምግባር ከምዝተዛተያ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም። ኣብ እዋን ዘተኦም ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ትኹረት ብምግባር ከምዝዘተዩ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓሬታ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒ ብሊንከን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላርን ካልኦት ገበናትን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ኣውዒሉ Gebremariam Weldegerima Mar 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ብዘይሕጋዊ ዝውውር ዶላርን ካልኦት ገበናትን ዝተጠርጠሩ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዘውዓለ ኣፍሊጡ። ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ 2 መጋቢት 2015 ዓ.ም ኣብ ዘካየዶ ኦፕሬሽን ብዝውውር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋእን ደቡብ ሱዳን ንምሕጋዝ ቆራፅ ኢያ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሰላምን ምርግጋእን ደቡብ ሱዳን ንምሕጋዝ ቆራፅ ከምዝኾነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ አሕመድ ገሊፆም። ንሓደ መዓልቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ናብ ደቡብ ሱዳን ጁባ ዝኣተዉ ቀዳማይ ሚኒስትር አቢይ÷ ምስ ፕሬዝዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪርን ተቀዳሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ኣምሪሖም Desta Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ደቡብ ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጁባ አነትበፅሑ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሳልቫ ኪር ማያርዲት ኣቀባብላ ክምዝገበሩሎም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር…
ቴክኖሎጂ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ዓመታዊ ጉባኤኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኤጄንሲ ሓይሊ ኣቶሚክ ንኣባል ሃገራት ኣፍሪካ ዝገብሮ ሓገዝ ክግምገም ኢዩ። ካብ ሎሚ ጀሚሩ ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፅንሕ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዜጋታት በቢከተምኡ ኣብ ዝግበሩ መድረኻት ልዝብ ንቑሕ ተሳትፎ ንክህልዎም ፃውዒት ቀሪቡ Desta Mar 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን ለገሰ ቱሉ፥ ዜጋታት በቢከተምኡ ኣብ ዝግበሩ መድረኻት ልዝብ ንቑሕ ተሳትፎ ንክህልዎም ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኩለ መዳይ ከይዲ ሽግግር ፍትሒ ዕዉት ንክኸውን፥ ኣሳታፊ፣ ተጎዳእቲ ማእኸል ዝገበረ፣ ዓለም ለኸ ልምዲታትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ክገብሩ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት ስራሕ ከምዝገብሩ ተገሊፁ። ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ጀሚሮም ኣብ ኢትዮጵያን ኒጀርን ዑደት ስራሕ ከምዝገብሩ ተሓቢሩ። እቶም ሚኒስትር ዝቕፅል…