ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሊግ ዓረብ ሊግ ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቱ ዘውፀኦ መግለፂ ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበል ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊግ ዓረብ ሊግ ህንፀትም ምልኢት ማይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣመልኪቱ ትማሊ ዘውፀኦ መግለፂ ቅዋም ኢትዮጵያ ከምዘይትቕበል ገሊፃ። እቲ ሊግ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ቅዋም ንግብፂ ዝወገነ መግለፂ ምዃኑ ዝፍለጥ እንትኸውን፥ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣብ መቐለ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፌዴሪኢ ምስ መዳርግቲን መሓዙትን ኣካላት ዘሰናድኦ ነበር ተዋጋእቲ እግሪ ኣብ ምትካል ዘድሀበ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ኣብ መቐለ የሳልጥ ኣሎ። ኮሚሽነር ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ÷ “እቲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተውሃበ መግለፂ Desta Mar 10, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ካብ ነበርቲ እታ ከተማ ዝተውሃቦ ሓላፍነት ንምውፃእ ልዑል ፃዕሪ ይገብር ከምዘሎ ኣብሪሁ። ኣብታ ከተማ ሱር ዝሰደዱ ፀገማት ፖለቲካ፣ ማህበራዊን ኢኮኖሚያዊን ከምኡውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣካብነት ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ህፁፅ ኣኼብኡ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣሳሊጡ። እቲ ኣኼባ ብሰንኪ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ዘጋጠመ ሕፅረት ዝናብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ፅባሕ ኣብ መቐለ ክካየድ ኢዩ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ መድረኽ ዘተ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ መዳርግቲ ኣካላት ፅባሕ ኣብ መቐለ ክካየድ ኢዩ። ዕላማ እቲ መድረኽ፥ ድሕሪ ስምምዕነት ኣብ ትግራይ ዝተረጋገዐ ኩነታት ምህላዉን ኣብ መንጎ ኽልቲኦም ወገናት ምትእምማን ምጉልባቱን ንምርኣይ ኢዩ ተባሂሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳን ተዛቲዮም Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኢጋድ ኣብ ደቡብ ሱዳን ኣምባሳደር ኢስማኤል ዋይስ ተዛቲዮም። ኢትዮጵያን ኢጋድን ኣብ ዞባ ቀርኒ ኣፍሪካ ዛዕባታት ሰላምን ፀፅታን ብምትሕብባር ክሰርሑ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ ጉባኤ ዓበይቲ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ገይሮም-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Desta Mar 9, 2023 0 አዲስ አበባ ፣ የካቲት 30 ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎኒ ንጎኒ መበል ሓምሻይ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዓበይቲ ሃገራት ውፅኢታዊ ዘተ ዲፕሎማሲ ኢኮኖሚ ገይሮም ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ ኣለም፥ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ተገሊፁ Desta Mar 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር 2 ነጥቢ 2 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ህዝብን ሃገርን ንብኽነት ከምዝተቓልዐ ተገሊፁ። ኣካቢ ብሄራዊ ፀረ ግዕዝይና ኮሚቴ ተመስገን ጥሩነህ፥ ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ 759 ሓበሬታታት ነቲ ኮሚቴ ከምዝቐረቡ ተዛሪቦም። ካብዚ እቲ 175…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸለ ምፍፃም ልኡኽቶ ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ኣብ ምክልኻል ልዑል ግደ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለ ምፍፃም ልኡኽቶ ዞባዊ ልኡኽቶ ካርቱም /ሮክ/ ዶብ ተሳገርቲ ገበናት ብሓባር ኣብ ምክልኻልን ምምካትን ልዑል ግደ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ኢንተር ፖል ገሊፁ። ኣባል ሮክ ዝኾነት ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ገበን ፈፂሞም ዝተሰወሩ ገበነኛታት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓመት ሓደ መዓልቲ ጥራሕ ዝዝከር ዘይኮነስ ናይ 365 መዓልቲታት ስራሕ ክኸውን ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Mar 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ 2015 ዓ.ም ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን ድማ÷ “ኣብ መላእ ሃገርናን ወፃኢ ሃገርን ትርከባ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ እንኳዕ ንመዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ…