ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ካዛኪስታንን ሰርቢያን ተዛቲዮም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብሄራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Mar 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 24 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ብሄራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ይዛተዩ ኣለው። እቲ ዘተ ሓፈሻዊ ኩነታትን ምንቅስቓስን ኢኮኖሚ ሀገር ንምግምጋም ዝዓለመ ከምዝኾነ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብትግሃት፣ ትዕግስቲን ብሄራዊ ሕጊ ብምኽባርን ካብ ድኽነት ናፃ ዝኾነት ሃገር ምፍጣር ንኽእል ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብትግሃት፣ ትዕግስቲን ብሄራዊ ሕጊ ብምኽባርን ሓበራዊ ፃዕርና ተወሲኽዎ ካብ ድኽነት ናፃ ዝኾነት ሃገር ምፍጣር ንኽእል ኢና ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ዋና መሰረት ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኢዩ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓወት ዓድዋ ዋና መሰረት ምንቅስቓስ ፓን ኣፍሪካኒዝም ኢዩ” ክብላ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ኣደባባይ መስቀል እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣከባብራ በዓል ዓወት ዓድዋ ተረኺበን ኣብ ዝገበረኦ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓድዋ ተምሳሌት ናፅነት ፀለምቲ ህዝቢታት፤ ማሕተም ሉኣላዊነና ኢዩ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2025፣ (ኤፍ ቢ ሲ)”ዓድዋ ተምሳሌት ናፅነት ፀለምቲ ህዝቢታት፤ ማሕተም ሉኣላዊነና ኢዩ” ክብል ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ እቲ ኣገልግሎት መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ አመልቱ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፉ፡፡ እቲ ኣገልግሎት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ ኩልና ንኾርዐሉ ሓበራዊ ዓወት ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2025፣ (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ኩልና ንኾርዐሉ ሓበራዊ ዓወት ኢዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ተዛሪቦም፡፡ መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣደባይ መስቀል እናተኸበረ እንትኸውን፥ ኣብቲ ስነ-ነስርዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ድልድል ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ጀጋኑ ኣቦታት ንኲናት ዓድዋ ምድላው ብምግባርን ቃል ኪዳን ሰዓራይነት ብምእታው ዝተሳገሩሉ ንምዝካር ምርኢት ምቁራፅ ድልድል ተኻይዱ። እቲ ምርኢት ሓደ…
Uncategorized “በዓል ዓወት ዓድዋ ንዘጋጠሙናን ንዝገጥሙናን ፀገማት መውፅኢ ገይርና ክንጥቀመሉ ይግባእ” – ነበርቲ ክልል ትግራይ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)“በዓል ዓወት ዓድዋ ንዘጋጠሙናን ንዝገጥሙናን ፀገማት መውፅኢ ገይርና ክንጥቀመሉ ይግባእ” ክብሉ ነበርቲ ክልል ትግራይ ገሊፆም። መበል 127 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ድሕሪ ክልተ ዓመታት ኣብ እግሪ ታሪኽ ዝተፀሓፈሉ ሶሎዳ ዓድዋ ብድምቀት ይኽበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ይኽበር ኣሎ፡፡ በዓል ዓወት ዓድዋ፥ ኣብ ከተማ ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያን ንሃገር ዝተዋደቑ ጀጋኑን እቲ ዓወትን ብዝዝክሩ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ሎሚ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ክኽበር ኢዩ። በዓል ዓወት ዓድዋ፥ ኣብ ከተማ ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያን ንሃገር ዝተዋደቑ ጀጋኑን እቲ ዓወትን…