ዒድ ኣል ኣድሃ፣ ዓረፋ ህዝበ ሙስሊም ብልዑል ክብሪን ፍቕሪን ዘኽብሮ መስዋእትነት ዝዝክር በዓል ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መበል 1 ሺሕን 444 በዓል ዒድ ኣል ኣድሓ (ዓረፋ) ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም÷ “ዒድ ኣል ኣድሃ፣ ዓረፋ ህዝበ ሙስሊም ብልዑል ክብሪን ፍቕሪን…