ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ተዛዚሙ Desta Nov 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ንላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክወሃብ ዝፀንሐ ስልጠና ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀደማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ብዝሃብዎ መምርሒ ስራሕ ተዛዚሙ። ናይቲ ፓርቲ ም/ፕሬዚዳንትን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈትን ኣይተ ኣደም ፋራህ ከምዝበልዎ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ … Desta Nov 9, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ድርቂ ዝፃወሩን ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡን ሃገራዊ ዓሌታት ስርናይ ንምምዝጋብ ይስራሕ ኣሎ ኢሉ ኢንስቲትዩት ብዝሃ ህይወት ኢትዮጵያ። መራሒ ምርምር ኣዝርእትን ሆርቲካልቸርን ውብሸት ተሾመ ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፥ ኣስታት 80 ካብ ዝኾኑ ዓሌታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ህንፃታት ኣቢያተ መንግስቲ ፋሲል ፋሲል ሓድጊነቱ ሓሊዩ ንበፃቲ ብዝምቹ ኩነታት ደረጃኡ ዝሓለወ መስሕብ ቱሪስት ምዃኑ ትንሳኤ ጎንደር ዘርኢ ኢዩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፡፡ ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ኣብ ዑደት ስራሕቲ ልምዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ኣባል ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዩኔስኮ ኣባል ቦርድ ፈፃሚ ስራሕ ብምዃን ተመሪፃ። ኣብ ኡዝበኪስታን ሳማርካንድ ይካየድ ኣብ ዘሎ መበል 43 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኢያ ተመሪፃ። እቲ ቦርድ 53 ኣባል ሃገራት ዝሓዘ እንትኸውነ፥ ኢትዮጵያ ክሳብ 2029 ዓ.ም.ፈ ኣባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሐዚ ዘሎ ዕድል ካብ እነበላሹ ብምትሕብባር እንተሰሪሕና ናይናን ደቅናን ፅባሕ ዝማዕረገ ይኸውን-ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሐዚ ዘሎ ዕድል ካብ እነበላሹ ብምትሕብባር እንተሰሪሕና ናይናን ደቅናን ፅባሕ ዝማዕረገ ይኸውን ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዝተሓደሰ ቀፅሪ ኣብያተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ጎንደር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ዳግማይ ንምውላድ ኣብ ሕርሲ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ- ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር ዝተጀመረ ልምዓት ኮሪደር ነታ ከተማ ዳግማይ ንምውላድ ኣብ ሕርሲ ከምዘላ ዘርእይ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ዝተሓደሰ ቀፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድብ መገጭ እንትዛዘም ፍሪያት ግብርና ክስስን ኢዩ-መልእኽቲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ግድብ መገጭ እንትዛዘም ፍሪያት ግብርና ክስስን ኢዩ ኢሎም መልእኽቲ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ጎንደር ኣብ ዝነበረን ዑደት ኩነበታት ስራሕቲ ፕሮጀክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ በቢዕለቱ 36 ሺሕ 600 ዜጋታት ዝምግባ ማእኸላት… Desta Nov 7, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን በቢዕለቱ 36 ሺሕ 600 ዜጋታት ተረባሕቲ ኮይኖም ኢሉ ኤጀንሲ ምገባ እቲ ምምሕዳር። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ስንታየሁ ማሞ ንፋና ዲጂታል ከመዝበልዎ፥ ማእኸላት ምገባ ተስፋ ብርሃን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኢትዮጵያ ዝምጥን ሓይሊ ኣየር ይህነፅ ኣሎ – ሌ/ጄነራል ይልማ መርዳሳ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ኣዛዚ ሓሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄነራል ይልማ መርዳሳ ምኽባር መበል 90 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ሓይሊ ኣየር ኣመልኪቶም ምስ ነበርቲ ከተማ ቢሾፍቱን ከባቢኣን ተዛቲዮም። እቶም ዋና ኣዛዚ ኣብቲ እዋን ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ በቢዘበኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓይሊ ኒውክሌር ጋህዲ ንምግባር ብምትሕባብር ክንሰርሕ ኢና – ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተርኪሂን Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ልምዓት ሓይሊ ኒውክሌር ጋህዲ ንምግባር ብምትሕባብር ክንሰርሕ ኢና ኢሎም ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ኢቭጌኒ ተርኪሂን፡፡ ኣምባሳደር ኢቭጌኒ ተርኪሂን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ዝጠቕሙ ጉዳያት ብምዝታይ ብሓባር ክንሰርሕ ኢና…