እንሃንፆ መንግስቲ ብቅድመ መረፃ ተሳትፎና ዝውሰን ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)እንሃንፆ ሕጋዊን ህዝባዊን መንግስቲን ዝውሰን ኣብ ቅድመ መረፃ ብእንገብሮ ተሳትፎና ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር መበል 1 ሺሕን 447 በዓል ዒድ ኣል ፈጥር ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መግለፂ…