ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 42 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። ኣብ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢን ተወከልቲን ኣባል ሃገራት እቲ ሕብረት ክሳተፉ ኢዮም። ኣብቲ ኣኼባ ንምስታፍ ካብ ሞንጎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Feb 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ዝተሰመዐን ሓዘን ገሊፀን። ኣብ ቱርክን ሶሪያን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ክሳብ ሕዚ 35 ሺሕ ዜጋታ ህይወቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ፅባሕ ብኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 14, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 36 ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ ፅባሕ ብኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ከምዝጅመር ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ሎሚ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብቲ ኣኼባ ኢትዮጵያ ብምክትል ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ልኡኽትኡ ንኽዋፃእ ብመንፅር ፋይናንስን ሓይሊ ሰብን ኣባል ሃገራት ዋጋ ከፊለን ኢየን – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተጠባባቒ ሓይሊ ምብራቕ ኣፍሪካ ትፅቢት ዝግበረሉ ልኡኽቶ ንኽዋፃእ ብመንፅር ፋይናንስን ሓይሊ ሰብን ኣባል ሃገራት ዋጋ ከምዝኸፈላ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኣኼባ ኢታማዡር ሹማትን ኣካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሮ ስራሕቲ ተግባራዊ ልምምድ ዕጀባን ፀጥታን ብዓወት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ዋና ዋና መገዲታት ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሮ ስራሕቲ ተግባራዊ ልምምድ ዕጀባን ፀጥታን ብዓወት ምዝዛሙ ኣፍሊጡ። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ድሕሪ ሒደት መዓልቲታት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኤክስፖርት ስርናይ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ክኢልና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Feb 12, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኤክስፖርት ስርናይ ኢትዮጵያ ጋህዲ ክንገብር ክኢልና” ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ ሎሚመዓልቲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ባሌ ተረኺቦም ኤክስፖርት ፍርያት ስርናይ ኢትዮጵያ ኣጀሚሮም። ነዚ ኣመልኪቶም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኣገልግሎት፥ ኣብ መንጎ ኣቦታት ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዝተፈጠረ ምፍልላይ ብሰለማዊ መገዲ ብዘተን ውሽጣዊ ኣሰራርሓን ንክፍታሕ መንግስቲ ቅዋም ምሓዙ ኣዘኻኺሩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ዝተውሃበ መግለፂ Desta Feb 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ጠሚቱ ካብ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን መግለፂ ተዋሂቡ። ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ እዋናዊ ኩነታት ዝገምገመ እቲ ግብረ ሓይሊ፥ እቲ ዘይምርድዳእ ንምፍታሕ ዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቦም ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ከምዝተዛተዩ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመን ብሓባር ኣብ ዝስርሑዎም ጉዳያት ተስማዕሚዖም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕሕቡራት መንግስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝርከቡ ስደተኛታትን ተመዛበልቲን ብዝምልከት ብሓባር ተስማዕሚዖም። ምክትል ቀዳማ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለዋይ ኮሚሽነር ኮሚሽን…