ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝገብሮ ሓገዝ ክቕፅል ኢየ – ፋኦ Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ ምስ ተወካሊ ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ኣብ ኢትዮጵያ ፋራይ ዚሞድዚ ተዛቲዮም፡፡ ኣይተ ግርማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣውሮፓ ዝነበሮም ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Feb 8, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኾምን ኣብ ኣውሮፓ ዝገበሩዎ ዕዉት ዑደት ስራሕ ዛዚሞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣውሮፓ ዝነበሮም ፃንሒት÷ ምስ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣብ ፓሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ማልታ ተዛቲዮም Desta Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ማልታ ሮበርት አቤላ ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው ሎሚ ንጎሆ ብቀዳማይ ሚኒስትር ማልታዕላዊ ስነስርዓት ኣቀባብላ ተገይሩሎም። እቶም መራሕቲ፥ …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝተማልአ ኣገልግሎት ባንኪ ምሃብ ጀሚሩ Desta Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝተማልአ ኣገልግሎት ባንኪ ምሃብ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሚኒኬሽን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣይተ ኣልሰን ኣሰፋ ንፋና ብሮድካስቲንክ ኮርፖሬት ከምዝገለፅዎ፥ ኣብቲ ክልል ኣጋጢሙ ብሰንኪ ዝነበረ ፀገም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ጆርጂያ ሜሎኒ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ምስ ቀዳመይቲ ሚኒስትር ጣልያን ጆርጂያ ሜሎኒ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራትን ካልኦት ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ትኹረት ገይሮም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት ሰብ ብምጥፍኡ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Desta Feb 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቱርኪን ሶሪያን ብዘጋጠመ ሓደጋ ምንቅጥቃጥ መሬት ህይወት ሰብ ብምጥፍኡ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ብዘጋጠመ ጉድኣት ምሕዛኖም ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ጣልያንን ኣጠናኺርና ክንቅፅል ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርክብ ኢትዮጵያን ጣልያንን ንብዙሓት ዘበናት ዝፀንሐን ውፅኢታዊ ዝኾነ ምሕዝነት ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ጣሊያን ሮም ምእታዎም ይዝከር። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም Desta Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ናብ ጣሊያን ኣምሪሖም። ኢትዮጵያን ጣሊያንን ብዜሕ ዓመታት ዘቑፀረ ከልቲኣዊን ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ከምዘለወን ኢቢሲ ፀብፂቡ። #Ethiopia Abiy Ahmed Ali Office…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ 6 ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ኮይኖም Desta Feb 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ትግራይ ንዝጅመር ትራንስፖርት ምድሪ ዘገልግሉ ቅድመ ሐዚ ጉድኣት ኣጋጢሙዎም ዝነበሩ ሽዱሽተ ድልድላት ተፀጊኖም ንኣገልግሎት ድልዋት ከምዝኾኑ ምምሕዳር መገዲታት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ምምሕዳር ዳይሬክተር ስራሕቲ ድልድልን ስትራክቸርን ኢንጂነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፅባሕ ኣብ ክልል ደቡብ ህዝበ ውሳኔ ክካየድ ኢዩ – ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ Gebremariam Weldegerima Feb 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ክልል ብሄር፣ ብሄረ ሰባትን ህዝቢታን ደቡብ ህዝበ ውሳኔ ከምዝካየድ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ትሕቲ እቲ ክልል ዝርከባ ዞባታት ጋሞ፣ ጎፋ፣ ዎላይታ፣ ጌዴኦ፣ ኮንሶን ደቡብ ኦሞን÷ ህዝበ ውሳነ ክካየድ ኢዩ ኢሉ፡፡…