ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓባራዊ መድረኽ ዘተ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ መቐለ ተሳሊጡ Desta May 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓባራዊ መድረኽ ዘተ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራልን ክልልን ኣብ ከተማ መቐለ ተሳሊጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣይተ ቴዎድሮስ ምህረት ሓዊሱ ፕሬዚዳንታትን ሓለፍቲ ስራሕን ኣብያተ ፍርዲፌደራል፣ ሓላፊ ቤት ዕዮ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቻይና ዘቲዮም Desta May 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ቻይና ሃን ዠንግ ዘቲዮም። ኣይተ ደመቀ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ሰላም ናብ ንቡር ንምምላስን ፀገማት ንምቕራፍን ንዝግበር ፃዕሪ ቻይና እትገብሮ ደገፍ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም Desta May 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ደቡብን ኣብ ኤግዚብሽን ግብርና ዑደት ገይሮም። “ካብ ቤተ ፈተና ናብ ኣዝርእቲ” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዝተደለወ ኤግዚብሽን ግብርና ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ኣፍሪካ ሓድነቶም ንከጠናኽሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም Desta May 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ መራሕቲ ኣፍሪካ ሓድነቶም ንከጠናኽሩ ፀዊዖም። ኣብ መልእኽቶም፥ መራሕቲ ኣፍሪካ ብናይ ቀደም ኣቦታት ዝተጀመረ ሓድነት ብዝበለፀ ንከጠናኽሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ቅድሚ 60 ዓመታት ከምዛ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዘቲዮም Desta May 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ቺን ጋንግ ዘቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ምልዛቦም ሲ ጂ ቲ ኤን ፀብፂቡ። ኣይተ ደመቀ ዕላዊ ዑደት ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቤጂንግ ኣምሪሑ Desta May 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ግንቦት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ዝተመርሐ ልኡኽ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ቤጂንግ ኣምሪሑ። እቲ ልኡኽ ቤጂንግ እንትበፅሕ ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና፣ ሰራሕተኛታት ኤምባሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንልዕሊ 20 ዓመታት ብቴክኒሻንነት ዘገልገሉ ኣይተ ሳሙኤል ኣርኣያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም Desta May 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ንልዕሊ 20 ዓመታት ብቴክኒሻንነት ዘገልገሉ ኣይተ ሳሙኤል ኣርኣያ ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊዮም። ኣይተ ሳሙኤል ካብ 1994 ዓ.ም ጀሚሮም ካብ ጀማሪ ክሳብ ሲኒየር ቴክኒሻንነት ኣብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮነን ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም Desta May 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ካብ ፅባሕ ጀሚሮም ኣብ ቻይና ዕላዊ ዑደት ስራሕ ክገብሩ ኢዮም። ኣይተ ደመቀ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዢን ጋንግ ብመሰረት ዝቐረበሎም እንግዶት እቲ ዑደት ይገብሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ንመኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ Desta May 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንመበት 15 ዙር መኣዲ ንሃገር ዝገብርኡ ደገፍ ተጠናኺሩ ይቕፅል ኣሎ። ብመሰረት እዚ ባንኪ ኣቢሲኒያ 161 ሚሊየን 700 ሺሕ ብር ደገፍ ንምግባር ቃል ኣቲዩ። ብተወሳኺ ፋብሪካ ኣልኮልን ኣረቂን 6 ሚሊየን፣ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሎሚ ዘበን ንዝግበር መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ተዳሊዩ ኣሎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta May 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ዘበን ንዝግበር መበል ሓምሻይ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 6 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ተዳሊዩ ኣሎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ “ሎሚ ዘበን…