ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 50 ሚኢታ ውፅኢት ዝረኸቡ ቁፅሪ ተምሃሮ 29 ሺሕን 909 ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈተና 12 ክፍሊ እዚ ዓመት ልዕሊ 50 ሚኢታ ውፅኢት ዝረኸቡ ተምሃሮ ቁፅሮም 29 ሺሕን 909 ከምዝኾነ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲን ኣገልግሎት ትምህርቲን ምዘና ፈተናታትን÷ ኣብ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ኣድሂቦም መግለፂ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሱዳን ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ኣብ ሱዳን፣ ካርቱም ዝነበሮም ፃንሒት ብምዝዛም ናብ ኣዲስ ኣበባ ተመሊሶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ፃንሒቶም ምስ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳንን ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን ዝገበርዎ ዘተ ውፅኢታዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕ ልኡኽ ናብ ሱዳን ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ንሓደ መዓልቲ ዝፀነሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከምዝገብር ተገሊፁ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ካርቱም እንትበፅሑ፥ ፕሬዚዳንት ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር ሪፐብሊክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝዝቲ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ መቐለ ክጓዓዝ ኢዩ Desta Jan 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ትምህርቲ ንምጅማር ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዝዝቲ ሓሙሽተ ኣባላት ዘለውዎ ጉጅለ ልኡኽ ሎሚ ናብ መቐለ ክጓዓዝ ኢዩ። ኣብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ምምሕዳርን መሰረተ ልምዓትን ዶክተር ሰለሞን ኣብርሃ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ምድላዋት ዝተመልከተ ገምጋም ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ወርሒ ለካቲት ንዝካየድ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካ እናተገበሩ ዝርከቡ ስራሕቲ ምድላዋት ዝተመልከተ ገምጋም ተኻይዱ። መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 42 ጉባኤ ኣፈፀምቲ ስራሕ እቲ ሕብረትን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 15 ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ኢትዮጵያን ፈረንሳይን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብሓባርን ብምውዳድን ምስራሕ ኣብ ዝኽእሉሎም ጉዳያት ትኹረት ገይሮም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ውሕመ ዘለዋ ተሳትፎ ምኽባር ሰላም ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ሜ/ጄ ኣዳምነህ መንግስቴ Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዘለዋ ተሳትፎ ምኽባር ሰላም ሕዚ ብዘለቶ ኣግባብ ክትቅፅል ንምግባር ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተጠናሒሮም ክቕጥሉ ከምዝግባእ ኣዛዚ ማእኸል ምኽባር ሰላም ሰራዊት ምክልኻል ሜጀር ጄነራል ኣዳምነህ መንግስቴ ገሊፆም። እቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ማሕር ቀይሕ መስቀል ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን Gebremariam Weldegerima Jan 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ማሕር ቀይሕ መስቀል ሚርጃና ስፖልጃሪክ ናይ ክልተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብ ፃንሒተን ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያን መራሕቲ ሕብረት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ግደ ሙሁራን ኣብ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶምጨምስ ሙሁራን ዩኒቨርሲቲ ተዛቲዮም። ቅድሚ ሕዚ “ግደ ሙሁራን ኣብ ህንፀት ሃገረ-መንግስቲ ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታት ብዙሓት መድረኽ ዘታት ምግባሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፕሬዚዳንትን ምክትል ፕሬዚዳንትን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ኣዘራሪቦም Desta Jan 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ነበር ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ መዓዛ አሸናፊን ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ሰለሞን አረዳን ኣዘራሪቦም። ኣብቲ ዘተ እቶም ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝነበርሉ እዋን ንዘበርከትዎ ኣስተዋፅኦ…