ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ንሓዱሽ ዓመት ቻይና መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት ቻይና ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም፡፡ ንህዝቢ ቻይናን መንግስቲን እንኳዕ ንሓዱሽ ዓመት ብሰላም ኣብፀሐኩም ክብሉ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒቶም ብማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዘበናዊ ብምግባር ኲናት ብዘበናዊ መሳርሒ ኲናትን ውሱን ሓይሊ ሰብን ናይ ምዝዛም ዓቕሚ ይህነፅ ኣሎ-ቀ/ሚ ኣቢይ Desta Jan 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቴክኒክ ኲናት ኣዋሽ ኣርባ ብምርካብ ብምውዳድ ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዝተገበረ ወተሃደራዊ ምርኢት ጥምር ሰራዊት ተዓዚቦም። ሓይሊ ኣየርን ሜኬናይዝድን ዘበናዊ ብምግባር ኲናት ብዘበናዊ መሳርሒ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሪታኒያ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 16 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ክትገብር ኢያ Gebremariam Weldegerima Jan 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ከባቢታት ልዕሊ 16 ሚሊየን ፓውንድ ሓገዝ ከምዝገብር መንግስቲ ብሪታኒያ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ልምዓት ብሪታኒያ ኣንድሪው ሚሸል ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓገዝ ትግራይ ሓዊሱ ብድርቂን ጎንፂን ንዝተጎድኡ ወገናት ከምኡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዝተፈላለዩ ላዕላዊት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ቦታታት ዝኾኑ ሹመታት ሂቦም Desta Jan 20, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዝተፈላለዩ ላዕላዊት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ቦታታት ዝኾኑ ሹመታት ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብመሰረት ሕገመ መንግስቲ ዓንቀፅ 74(2) ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝስዕቡ ሹመታት ንከፅድቕ ሓቲቶም። ብመሰረት እዚ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ተኸቢሩ Desta Jan 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) በዓል ጥምቀት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብሰዓብቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስርዓታት ብድምቀት ተኸቢሩ። ኣብ ጃን ሜዳ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተኸበረ በዓል ዝተረኸቡ ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን …
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Desta Jan 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ጥምቀት ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ኣብ ትግራይ ብመሰረት ዝተፈጠረ ሰላምን ምርግጋዕን እቲ በዓል ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታትን ገፀር ወረዳታትን ትግራይ ምኽባሩ ኣመሓዳሪ ርእሰ ኣድባራት ወገዳማት ፅዮን ማሪያም ኣኽሱም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ከተራ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ከተራ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሎሚ ኣብ መላእ ሃገር ታቦታት ካብ ኣድባራት ወፂኦም ብካህናት፣ ዲያቆናትን ምእመናንን ተዓጂቦም ናብ ጥምቀተ ባሕሪ ይወርዱ። ታቦታት ምሕዳሮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለወይቲ ተወካሊት ውድብ ሕራት መንግስታት ተዛቲየም Gebremariam Weldegerima Jan 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ን ሚኒስትር ጉዳያ ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ላዕለወይቲ ተወካሊት ውድብ ሕራት መንግስታት ኣምባሳደር ራባብ ፋጢማ ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተዛቲየም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም፥ ብልምዓት ድሕሪት ዝተረፋ ሃገራት፣ በሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብን 500 ሜጋ ዋት ሓይሊ ፀሓይ ብሓባር ንምህናፅ ስምምዕነት ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Jan 18, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ኩባኒያ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ ዝኾነ ማስዳርን 500 ሜጋ ዋት ክልተ ጣቢያ ሶላር (ሓይሊ ፀሓይ ብርሃን) ብሓባር ንምልማዕ ዘኽእሎም ስምምዕነት ተፈራሪመን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም Desta Jan 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ቤተ ክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋሕዶ ኢትዮጵያ ዑደት ከምዝገበሩ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ነቲ ህንፀት ዝኸውን 17 ሺሐን 682…