Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዝቐርቡ ሹመታት ከፅድቕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ ድሕሪ ሰዓት ኣብ ዘካይዶ ኣኼባ ብቀዳማይ ሚኒስትር ዝቐርቡ ሹመታት መርሚሩ ከፅድቕ ኢዩ። ፌዴራላዊ ዴሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ ኢትዮጵያ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 8ይ ስሩዕ ኣኼብኡ ሎሚ ቀትሪ ካብ ሰዓት 7 ን…

ድሕሪ ውዕል ሰላም ፕሪቶሪያ ኢትዮጵያ ኣብ መድረኽ ዲፕሎማሲ ዓለም ዘለዋ ተቐባልነት ክብ ምባሉ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና ዝተፈጠረ ጎንፂ ነቲ ኣብ ደገ ዝስራሕ ዲፕሎማሲ ዓብይ ፈተና ከምዝነበረ ምስ መሶብ ፋና ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ጋና ኣንባሳደር ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ሓቢሮም ፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ሃገርና…

ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ “ልቀት ካርበን” ናብ ባዶ ንምብፃሕ ሸቶ ኣቐሚጣ ትሰርሕ ኣላ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ “ልቀት ካርበን” ናብ ባዶ ንምብፃሕ ሸቶ ኣቐሚጣ ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘላቒ ምዕባለ ኢኮኖሚን ለውጢ ክሌማን ኣብ ዝዛተ መበል 15 ዓለም ለኸ ጉባኤ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ኣቡ ዳቢ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ስነሰርዓት ሰሙነ ሳስቴኔቢሊቲ ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ልኡኾምን ናብ ሕቡራት ኤሚሬትስ ዓረብ፣ ኣቡ ዳቢ ኣትዮም። ኣብ ኣቡዳቢ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መኽፈቲ ስነሰርዓት ሰሙነ ሳስቴኔቢሊቲ ይሳተፉ ኣለዉ። ናይ ኣቡዳቢ ሰሙነ ሳስቴኔቢሊቲ (ADSW) ዘላቒ ልምዓት ነምቅልጣፍን…

ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም፡፡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተደጋጋሚ ገበን ክፍፅሙ ዝነበሩ ውልቀሰባትን ገበን ዝፍፀመሎም ከባቢታትን ብዝተገበረ ስራሕ ልዕሊ 280 ተጠርጠርቲ ምስ ኤግዚቢቶም…

ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ሲዳማ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ክልላዊን ጉዳያት ጠሚቶም ይዛተዩ ኣለዉ። አፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ደስታ ሌዳሞን መበገሲ መዛተዪ ሓሳባት ኣቕሪቦም፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥…

ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ኣብ ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ ሳልሳይ ዙር ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ቀዳማይቲ ብምዃን ተዓዊታ። ንፍፃመ ምዕራፍ ውድድር ዝሓለፉ ኣርባዕተ ተወዳደርቲ እንትኾኑ፥ ኣብቲ ሎሚ መዓልቲ ዝተገበረ ውድድር ድምፃዊት የዓለምወርቅ ጀንበሩ…

ፋና ላምሮት ፅዕንቶ ፈጣሪ ኮይኑ ንክቕፅል መሰረታዊ ለውጢ ይግበር ኣሎ – ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ላምሮት ኣብ ዓውዲ ተሃድሶ ቴሌቪዥን ልዑል ተቐባልነት ንክህልዎን ፅዕንቶ ፈጣሪ ኮይኑ ንክቕፅልን ኣብ ቀፃሊ መሰረታዊ ለውጢ ይግበር ኣሎ ምህላዉ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት  ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው ገሊፆም። ሳልሳይ ዙር ውድድር…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘሳለጦ መበል 16 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ንካልኣይ ምዕራፍ ፕሮጀክት ኣተሓሕዛ ዘላቒ መሬት መፈፀሚ ዝውዕል ካብ ዓለም ለኸ ማሕበር ልምዓት ዝተገበረ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዳግማዊት ሞገስ፣ ታከለ ኡማ፣ ኡመር ሁሴንን ተፈሪ ፍቅሬን ብኽብሪ ሰኒዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዳግማዊት ሞገስ፣ ታከለ ኡማ፣ ኡመር ሁሴንን ተፈሪ ፍቅሬን ብኽብሪ ሰኒዩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዊሱ ካልኦት ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪ ተረኺቦም። ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ንኣርባዕቲኦም ኣባላት ቤት…