ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ሰናይ ትምኒት መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ ሰናይ ትምነት፥ በዓል ልደተ እየሱስ ክርስቶስ ብሰዓብቲ እምነት…