Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበላ ሃገራት ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተፈላለዩ ክፋላት ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2023 ንዝተቐበሉ ህዝቢታትን ሃገራትን ሰናይ ትምኒቶም ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት፥ "እቲ…

መቐለ ሓዊሱ ክሳብ ሐዚ 31 ከተማታት ኣገልግሎት ቴሌኮም ዳግም ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐለ ሓዊሱ ክሳብ ሐዚ 31 ከተማታት ኣገልግሎት ቴሌኮም ዳግም ከምዝጀመረ ኢትዮ ቴሌኮም ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ፦ ትማሊ መቐለ፣ ውቕሮ፣ ኲሓን ኣብዓላን እቲ ኣገልግሎት ረኺበን። እቲ ኣገልግሎት መሊስካ ንምጅማር ትሽዓተ ጉጅለታት ቴክኒክ…

ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብተሞክሮ ክቐርብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣብ ቀፃሊ ዝካየድ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ብተሞክሮ ከምዝቐርብ ኮሚሽነር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ሰላምን ድሕንነትን ሕብረት ኣፍሪካ ኣምባሳደር ባንኮሌ ኣዲዎዬ ገሊፆም። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…

መቐለ ሓዊሱ 27 ከተማታት ዳግም ኣገልግሎት ቴሌኮም ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መቐለ ሓዊሱ 27 ከተማታት ኣገልግሎት ቴሌኮም ከምዝረኸባ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ-ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ገሊፀን። እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ÷ ብምኽንያት ኲናት ጉድኣት ዝበፅሖ 981 ኪ.ሜ ፅገና ፋይበር ሪጅን ሰሜን ኢትዮ ቴሌኮም…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳገም ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዳገም ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ተቛሪፁ ዝነበረ ትራንስፖርት ኣየር ኣዲስ ኣበባ - መቐለ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 6 ብዕሊ ከምዝጀመረ በዓል ሞያ ኮሙኒኬሽን መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣይተ ኣሸናፊ ዘርዓይ ንፋና…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ኣብ ቱርኪ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብሩ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብላዕላዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ሪፐብሊክ ቱርኪ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ይገብር ኣሎ። ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ቱርኪ መዘነኦም ያሳር ጉለር ጋርም ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተራኺቦም ተዛቲዮም። ኣብቲ…

ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ መቐለ ስሩዕ በረራ ከምዝጅምር መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ከምዝበሉዎ÷ ተቛሪፁ ዝነበረ ትራንስፖርት ኣየር ኣዲስ ኣበባ…

ብፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሰረት መንግስቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ተፈፃሚ ንምግባር  ቁርፀኛ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፕሪቶሪያ ስምምዕነት መሰረት መንግስቲ ትፅቢት ዝግበረሉ ተፈፃሚ ንምግባር  ቁርፀኛ ምዃኑ ናብ መቐለ ዝኸደ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ ኣረጋጊፁ። እቲ ልኡኽ ምስ ህወሓት ኣመራርሓን ነበርቲ መቐለን ኣብ ዝገበሮ ዘተ፥ ኣገልግሎት መሰረተ ልምዓት ኣብ ኩሉ…

ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝምራሕ ላዕለዋይ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲ ፌዴራል ናብ መቐለ ኣምሪሑ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ከይዲ ትግበራ እቲ ስምምዕነት ሰላም ንምዕዛብን ኣብ ስምምዐነት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ከይዲ ኣፈፃፅማ ሰላምን እዋናዊ ኩነታትን ዘድሃበ ዘተ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብ ፕሪቶሪያ ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ኣፋፅምኡን ንዕኡ ስዒቡ ክልተ ግዘ ኣብ ናይሮቢ ብዛዕባ ዝነበሩ…