ዘሎ ፀጋ ብምጥቃም ትሩፋት ሌማት ጋህዲ ንምግባር ምርብራብ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘሎ ፀጋ ብምጥቃም ትሩፋት ሌማት ጋህዲ ንምግባር ምርብራብ ከምዝግባእ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም።
ኣብ ክልል ደቡብ ዞባ ጉራጌ ወረዳ መስቃን መርሃ ግብሪ መፋለጢ መመሓየሺ ፍርያት ፀባ፣ ደርሆ፣…