ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ ስራሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተገምጊሙ።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር÷ ንኣመራርሓታት እታ ከተማ ብምርካብ ኣፈፃፅማ በጀት ዓመት 2014 ዓ.ምን ኣፈፃፅማ ርብዒ ዓመት 2015 ዓ.ም ገምጊሞም።…