ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ – ኣሜሪካ ኣብ ዋሺንግተን ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝሳተፉሉ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ -ኣሜሪካ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዋሺንግተን ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ኣፍሪካን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ጉዳይ ትኹረት ገይሩ ክዝቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Dec 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ተዛቲዮም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ-ኣሜሪካ ንምስታፍ ዋሽንግተን ዲ ሲ ይርከቡ። ጎድና ጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውፅኢት ሰልጣነ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ምስ ስነ ምህዳር መሬትና ብምዝማድ ንምፍፃም ዓለም ከምዘለዓዕል ምንም ጥርጣረ ኣይብለይን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Dec 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውፅኢት ሰልጣነ ሓምለዋይ ኣሰር ኢትዮጵያ ምስ ስነ ምህዳር መሬትና ብምዝማድ ንምፍፃም ዓለም ከምዘለዓዕል ምንም ጥርጣረ ኣይብልናን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ኣፍሪካ፥ ዓለም ለኸ ጎፍጓስ ህፁፅነት” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣሜሪካን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ንዝሃብዎ ኣመራርሓ ሽልማት “ልዑል ኣመራርሓ ኣፍሪካ” ተበርኪቱሎም Desta Dec 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ጎስጓስ ሓምለዋይ ኣሰር ብዝምልከት ንዝሃብዎ ኣመራርሓ ሽልማት “ልዑል ኣመራርሓ ኣፍሪካ” ተበርኪቱሎም። እቲ ሽልማት፥ “ኣፍሪካ ዓለም ለኸ ጎፍጓስ ህፁፅነት” በዝብል መሪሕ ቃል ኣሜሪካን ኣካዳሚ ኦፍ ኣቺቭመንትን ግሎባል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 35 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 35 ሚሊየን ዩሮ ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሕብረት ዝገበሮ ሓገዝ ንልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ዝውዕል ከምዝኾነ ተሓቢሩ። እቲ ስምምዕነት ሓገዝ ሚኒስትር ዲኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋስውን ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከፃሪ የፃሪ ኣለኹ ኢሉ Gebremariam Weldegerima Dec 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዛምቢያ ጥቓ ሉሳካ 27 ኢትዮጵያውያን ህይወቶም ሓሊፉ ብዝብል ዝተጋወሐ ፀብፃብ ከምዘፃሪ ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር በቲ ዘጋጠመ ሓደጋ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ብዘይሕጋዊ ኣዘዋወርቲ ኣቢሉ ናብ ደቡብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለምለኸ መዳርግቲ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብረኦ ሓገዝ ንክውስኽ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Dec 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣተሓባባሪ ሰብኣዊ ረድኤት ምብራቕ ኣፍሪቃ ዳኒኤል እንድሪስ ዓለም ለኸ መዳርግቲ ትካላት ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብርኦ ደገፍ ንክውስኽ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ታየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስት ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲን ፅንፈኛታት ሓይሊታት ዝጀመሮ ስጉምቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ Desta Dec 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታህሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት ኣብ ልዕሊ ግብረ ራዕዲ፣ ፅንፈኛታት፣ ብስርቂን ብረብሓ ዝተኣሳሰሩን ሓይሊታት ዝጀመሮ ወፍሪን ስጉምቲን ሕብረተሰብ ብዘሳተፈ መገዲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ፈተናታት ናብ ዓወት ብምቕያር ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዝጀመሮም ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ፈተናታት ናብ ዓወት ብምቕያር ኢትዮጵያ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንምስግጋር ዝጀመሮም ስራሕቲ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲን ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቲ ፓርቲ ፈላማይ ህፁፅ ሓፈሻዊ ጉባኤ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ Desta Dec 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ሃዋሳ የሳልጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነታት ከሕልፍ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ። እቲ ፓርቲ ብብርኪ ማእከላይ ኮሚቴ ኣብ ዝሓለፉ መዓልታት ኣኼብኡ ከካይድ ፀኒሑ ኢዩ።…