Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ተቋሪፁ ዝፀንሐ በረራ ንምጅማር ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ክልል ትግራይ ተቋሪፁ ዝፀንሐ ስሩዕ በረራ ንምጅማር ኣብ ምድላው ከምዝርከብ ዋና ፈፃሚ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው ተዛሪቦም። እቶም ዋና ፈፃሚ ስራሕ÷ ኣብ ሞንጎ መንግስቲን ህወሓትን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ…

ኣፍሪካውያን ንልምዓት ኢንዱስትሪን ምጥንኻር ሕድሕዳዊ ንግዲን ትኹረት ክህቡ ይግባእ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ንልምዓት ኢንዱስትሪን ምጥንኻር ሕድሕዳዊ ንግዲን ትኹረት ክህቡ ከምዝግባእ ምክልት ቀዳማይ ሚነሲትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይ ተደመቀ መኮንን ኣብ ኒጀር ከተማ ኒያሚ ኣብ ዝተጀመረ ኣኼባ ሕብረት…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ንዲፕሎማሰኛታታት ስልጠና ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ጉዳይ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ኣመልኪቶም ንዲፕሎማሰኛታታት ስልጠናን ኣንፈት ልኡኽቶን ሂቦም። እቲ ስልጠና÷ ኣብ ማእኸል ልህቀት ኣፍሪካ ዝተውሃበ ከምዝኾነ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ…

8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ተናዊሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስት 8 ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ትካላት ንምዝውዋር ዝወፅአ ጨረታ ንሓደ ወርሒ ከምዘናወሖ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፈ መወዳእታ ዓመት ፋብሪካታት ሽኮር ናብ ውልቀ ንምዝውዋር ጨረታ ከምዘውፀአ ይዝከር። ቅድሚ ሕዚ እቲ ጨረታ ከም…

ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ኣዋጅ ክወፅእ ይገባእ – ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ ዝኸኣለ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ክወፅእ ከምዝገባእ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ገሊፆም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ 5ይ ባይቶ ወከልቲ ስሩዕ ኣኼባ÷ ኣዋጅ ሰራዊት ምክልኻል ንምምሕያሽ ንሰራዊት ምክልኻል ዝምጥን ርእሱ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ሰብኣዊ ሓገዛት ዝፀዓና ተሽከርከርቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውሕመ ኣፍሊጡ። እተን ተኝከርከርቲ ህይወት ኣድሕን ደገፍ ሓዊሱ መድሓኒት፣ ዝዓነዉ ኣባይቲ መሊስካ ንምፅጋን ዘገልግሉ ከምኡውን ዝተጎድኡ ሰባት ንምሕካም…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ቤት ምኽሪ ሽግግር ሱዳን ሎሚ መዓልቲ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ ጉዳያት ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ከመዝነበረ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። …

ኣብ ከተማ ከሚሴ በዓል ብሄር ብሄረሰባት ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 በዓል ብሄር ብሄረሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምምሕዳር ብሄረሰብ ኦሮሞ ከተማ ከሚሴ ተኸቢሩ፡፡ እቲ በዓል÷ ''ብሄራዊ ሓድነትና ንዘላቒ ሰላምና'' ብዝብል መሪሕ ቃል ተኸቢሩ፡፡ ኣብቲ ኣከባብራ በዓል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን…

ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍሉጣት ኣትሌታት ሓዊሱ ካልኦት ክፋላት ሕብብረተሰብ ዝተሳተፉሉ ዝተሳተፉሉ ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መጀመሪ ስነ ስርዓት እቲ ዓብዪ ጉያ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርትን ቀጄላ መርዳሳ፣…

ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ንማእኸለዎትን ላዕለዎትን ዲፕሎማታት ስልጠና ይህብ ኣሎ። እቲ ሰልጠና ኣብ ርከብ ወፃኢን ምሕላው ብሄራዊ ረብሓን ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ ስልጠና ዘህቡ ዘለዉ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣይተ ሃይለማሪያም…