Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ፎረም ጣና ኣብ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል ዓስራይ ፎረም ጣና ኣብ ባህርዳር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ዘተ ንምስታፍ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ መዓልቲ ባህርዳር ኣትዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር እንትበፅሑ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ…

በቢእዋኑ ዝነበሩ መንግስቲታት ኢትዮጵያ ንናፅነት ህዝቢ ኣፍሪካ ፅኑዕ ቅዋም ኣለዎም – ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕዚ ዘሎ ይኹን በቢእዋኑ ዝነበሩ መንግስቲታት ኢትዮጵያ ንናፅነት ህዝቢ ኣፍሪካ ፅኑዕ ቅዋም ኣለዎም ክብሉ ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ኣይተ ሃይለማርያም ደሳለኝ ገሊፆም። “ምንካይ ስግኣታት ድሕንነት፣ ፀገማት ምፅዋርን ንደልያ ኣፍሪካ ምህናፅን”…

ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 3 ኣዋርሕ 411 ጊጋ ዋት ሰዓት ኣፈልፊሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት በጀት 2015 ካብ ዝፈልፈለ ሓፈሻዊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ 10 ሚኢታዊ ኣስተዋፅኦ ከምዘበርከተ ቤት ፅሕፈት ፈፃሚ ስራሕ ኦፕሬሽን መፈልፈሊ ሓይሊታት ኣፍሊጡ። መካየዲት ስራሕ ትልሚ እቲ ቤት ፅሕፈት…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ካቲያ ኮል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ጀርመን ካቲያ ኮል ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ዘተ ከምዝገለፁዎ÷ነዊሕ እዋን ዘቑፀረ ክልተኣዊ ርክብ ኢትዮጵያን ጀርመንን ብዝበለፀ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ሃምዛ ኣብዲ ኣብ ሙዚየም ሳይንስ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጉባኤ ጣና ፎረም ንምስታፍ ኣብ ኢትዮጵያ ቀዳማይ ሚነሲትር ሶማሊያ ሃምዛ ኣብዲ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተመረቐ ሙዚየም ሳይንስ ተዓዚቦም፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ሃምዛ÷ኣብ ዓውደ ምርኢት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ፓን ኣፍሪካ 2022ን ሙዚየም ሳይንስን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክ ሃመር ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ ምስቶም ፍሉይ ልኡኽ ማይክ ሃመር ኣብ ዝገበሩዎ ዘተ÷ መንግስቲ ንሰላም ዘለዎ ቆራፅነት ገሊፆም።…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሽም ህዝቢ ትግራይ ይነግድ ኣሎ-ኣብ ዲላ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሽም ህዝቢ ትግራይ ይነግድ ኣሎ ክብሉ ኣብ ዲላ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኘገሊፆም። ኣብታ ከተማ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ዛዕባ ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም። እቶም ተሳተፍቲ፥ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብሽም…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ጉጅለ ሓደ ኣፍሪካን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕን ትካል ገንዘብ ዓለም ዘቲዮም። ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን  ዓመታዊ ኣኼባ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ዝሳተፉ ዘለዉ…

ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ጥቅምቲ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ይናገር ደሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ትካል ገንዘብ ዓለም ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ እቲ ትካልን ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያን ብሸርፊ ወፃኢ፣ ዕዳጋ ገንዘብ፣ ዲጂታል ገንዘብ፣ ሬጉሌሽን ባንክታት ወፃኢን  …

ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ዙር ፈተና 12 ክፍሊ 2014 ዓ.ም ተምሃሮ ማሕበራዊ ሳይንስ ከምዝተዛዘመ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስቴር ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣጋግዘ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ ፈተና ክወስዱ ኢዮም ተባሂሎም ትፅቢት ካብ ዝግበረሎም 595 ሺሕ ተምሃሮ…