Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መንግስቲ ኣብ ከተማ ኢስታንቡል ብዘጋጠመ መጥቃዕቲ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ፌዴሪኢ ትማሊ ኣብ ቱርኪ ከተማ ኢስታንቡል ጎደና ኢስቲካል ብዝተፈፀመ ተገባር ግብረ ራዕዲ ዝበፅሐ ዝተሰመዖ መሪር ሓዘን ገሊፁ። በቲ መጥቃዕቲ ህይቶም ንዝሰኣኑ ፅንዓት ተመኒዩ፡፡ በቲ ዝተፈፀመ ተገባር ግብረ ራዕዲ ጉድኣት ኣካል ዘጋጠሞም…

ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ኣብ ናይሮቢ እናተዛተየ ዝፀንሐ ልኡኽ ሰራዊት ምክልኻል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣብ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ኣብ ናይሮቢ እናተዛተየ ዝፀንሐ ልኡኽ ሰራዊት ምክልኻል ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝርዝር ትልሚ ኣፈፃፅማ ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ኣድሂቡ ኣብ ኬንያ ናይሮቢ እናተዛተየ ዝፀንሐ ልኡኽ ሰራዊት…

“ኢትዮጵያ ብትዕግስቲን ጥንቃቐን ትገብሮ ውሳነ ንኩሎም ደቃ ንምጥቃም ኢዩ “- ዶ/ር ለገሰ ቱሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኢትዮጵያ ብትዕግስቲን ጥንቃቐን ትገብሮ ውሳነ ንኩሎም ደቃ ንምጥቃም ኢዩ “ ክብሉ ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ "ብመንፅር ታሪኽን…

ኢትዮጵያ ንሕርሻ ዝስማዕማዕ ከባቢ ዝተጎናፀፈት ሃገር ብምዃና ዝኾነ ይኹን ፍርምረ ክተፍሪ ትኽእል ኢያ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንሕርሻ ዝስማዕማዕ ከባቢ ዝተጎናፀፈት ሃገር ብምዃና ዝኾነ ይኹን ፍርምረ ክተፍሪ ከምትኽእል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበራዎ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ኣብ ነባር ዓይነታት ፍርምረ…

እቲ ስምምዕ ሰላም ብዝተተለመሉ መገዲ ንክፍፀም መንግስቲ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ኣብ ደቡብ ኣፍሪካ ዝተፈጸመ ስምምዕነት ሰላም ብዝተተለመሉ መገዲ ንክኸይድ መንግስቲ ኢትዮጵያ ይሰርሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናብ ዘለዉ ኣብዝሓ ከባቢታት…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ዕጡቓት ሓይሊታት ዕጥቆም ብምፍታሕ ናብ ማሕበረሰብ ንክሕወሱ ዘኽእል ብሄራዊ ኮሚሸን ተሃድሶ ንምጥያሽ ውሳነ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 15 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ኮሚሸን ተሃድሶ ንምጥያሽ ኣብ ዝቐረበ ረቂቕ ደንቢ ብዝምልከት፥  ኣብ ኩሉ ከባቢታት እዛ ሃገር…

ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ዲስትሪክት ሽረ ዝነበሩ 7 ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ስረሖም ከምዝጀመሩ ተገሊፁ። እቶም ዕላዊ ስርሖም ዝጀመሩ ዘፈራት ባንኪ ንግዲ ማይካድራ፣ ሑመራ፣ ቃፍታ ፣ ኣውሮራ፣ ዳንሻ፣ ዓዲ ረመፅን ከተማ ንጉስን ምዃኖም ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ…

ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ትግራይ ዝለፍዑ ዝራእቲ ብምእካብ ንህዝቢ የገልግል ኣሎ። ኣብ ፅኑዕ ህዝባዊ ሰረት ዝተሃንፀን ካብ ዝኾነ ይኹን ነገር ሃገሩን ህዝባን ዘቐደመን ሰራዊት ኣብ ትግራይ ምስ ህዝቢ ብምዃን ኣብ እግሪ ምትካልን ስራሕተሪ ልምዓትን…

ናብ ክልል ትግራይ ዝወስዱ ኩሎም ኮሪደራት ንቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቲ ተገይሮም – ኮሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ክልል ትግራይ ዝወስዱ ኩሎም ኮሪደራት ንቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝ ክፍቲ ከምዝተገበሩ ኮሽን ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኣፍሊጡ። ትካላት ሰብኣዊ ሓገዝ ብኣየርን ብምድሪን ሰብኣዊ ሓገዝ ከቕርቡ ከምዝኽእሉ እውን ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ኣብ ዱባይ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዱባይ ዑደት ገይሮም። ኣይ ደመቀ መኮንን ኣብ ዑደቶም÷ እቲ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄነራል ንዜጋታት ዝህቦ ኣገልግሎት፣…