ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም Desta Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም። እቲ ኤክስፖ ትማሊ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝተኸፈተ…
Uncategorized ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም Gebremariam Weldegerima Nov 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ዝተኸፈት ዓለም ለኸ ኤክስፖ ቴክኖሎጂንን መዓድንን ጎብንዮም። እቲ ኤክስፖ ትማሊ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ሓዊሱ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒየም ከምዝተኸፈተ ይፍለጥ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ መጠን ምስዳድ “በካሊ” ጋዝ ናብ ባዶ ንምውራድ ትልሚ ብምውፃእ ትሰርሕ ኣላ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ 2050 ዓ.ም.ፈ መጠን ምስዳድ “በካሊ” ጋዝ ናብ ባዶ ንምውራድ ትልሚ ነዊሕ እዋን ብምውፃእ ትሰርሕ ኣላ ከብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ነዚ ዝበሉ ኣብ ግብፂ ሻርም ኤል ሼክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከይዲ ዕብየትን ምዕባለን ዝፀንዕ ንፋስ ሰላም እንትነፍስ ጥራሕ እዩ-ዶክተር ኣብረሃም በላይ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከይዲ ዕብየትን ምዕባለን ዝፀንዕ ንፋስ ሰላም እንትነፍስ ጥራሕ እዩ ክብሉ ላዕለዋይ ኣመራሕ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ገሊፆም። ዶክተር ኣብረሃም ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ጎንፂ ንዝተጎድኡ ከባቢታት ዝውዕል ደገፍ 31 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ጎንፂ ኣብ ዝተጎድኡ ከባቢታት ዝተቛረፀ ኣገልግሎት ጥዕና መጅማር ዘኽእል ደገፍ 31 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዩሮ ገይሩ። እቲ ሕብረት ዝገበሮ ደገፍ መጀመሪን ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚን ንክሰርሕ ንዩኒሴፍ ኢዩ። ናብራ…
ቢዝነስ ኤክስፖ ዕደና ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ዕደና ዘፋልጥ ኢዩ-ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ Desta Nov 10, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ዓለም ለኸ ኤክስፖ ዕደና ኢትዮጵያ ዘለዋ ሃፍቲ ዕደና ንዓለም ዘፋልጥ ኢዩ ክብላ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኣብቲ ዓለም ለኸ ማዕድንን ቴክኖሎጂን ኤክስፖ "Mintex”፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወቅር ዘውዴ፣ ሚኒስትር ማዕድን ኢንጂነር ታከለ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኦፕሬሽን ዲቪዥን ኤፍ ቢ ኣይ ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ፓሊስ ዑደት ስራሕ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ኦፕሬሽን ዲቪዥን ኤፍ ቢ ኣይ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ፖሊስ ፌደራል ፓሊስ ዑደት ስራሕ ገይሮም። ኣብቲ ዑደት÷ ኣፈፃሚት ጉዳይ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ትሬሲ ኣን ጃኮብሰን ተረኺበን፡፡ ኮሚሽነር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነቲ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ ሓገዝ ንምግባር ምሕዝነቱ እናርአየ ይርከብ – ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ Gebremariam Weldegerima Nov 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ እቲ ስምምዕነት ሰላም ዕዉት ንኽኸውን ሓገዝ ንምግባር ምሕዝነቱ እናርአየ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር መለስ ኣለም ኣብ ዝሃቡዎ ሰሙናዊ መግለፂ ከምዝሓበሩዎ÷ ብዓለም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ምልክት ፍቕሪ ሃገር ኢዩ” – ኣፈ ጉባዔ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ናይ ጥበብ ኣርቲስት ዓሊ ቢራ ምልክት ፍቕሪ ሃገር ከምዝኾነ ኣፈ ጉባዔ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ወዳጅነት ኣደባባይ ኣብ ዝተኻየደ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ኣርቲስት ዓሊ ቢራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኢንጂነሪንግ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)6ይ ጉባኤ ኢንጂነሪንግ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ከምኡ እውን ላዕለወት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተወከልቲ ሃገራት ኣፍሪካ ተረኺቦም። ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ኮንስትራክስን…