ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ማእኸል ስነ-ጥበብ እንጦጦ ዝተሰናደአ ኤግዚቢሽን ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ማእኸል ስነ-ጥበብ እንጦጦ ዝተሰናደአ ኤግዚቢሽን ዑደት ገይሮም። እቲ ኤግዚቪሽን ውቑር ኣቢያተ ክርቲያን ላሊበላ ብቨርቹዋል ዘርኢ ኢዩ። እቲ ኣብ ወርሒ መስከረም ዝተኸፈተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ዳይሬክተራት ስታስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ዳይሬክተራት ስታስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየደ ዝርከብ ጉባኤ÷ ኣብ ምዝገባ ወሳኒ ኹነት ኣፍሪካ ትኹረት ዝገበረ ኣህጉራዊ ልዝብ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብቲ ጉባኤ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ቁልፊ ዝበሃላ ከተማታት ትግራይ ምቁፅፃር ቀፂሉ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2022 0 እዋናዊ መግለፂ ኣገልፍሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ቁልፊ ዝበሃላ ከተማታት ትግራይ ምቁፅፃር ቀፂሉ። እዚ እንትገብር ድማ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ከተማታት ውግእ እንተይገበረ ወታደራዊ ዓቕሚ ህወሓት ንምሽምድማድ ዘኽእል ሜላ ተጠቒሙ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ምስ ትካላት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሉኣላውነትን ክብሪን ኢትዮጵያ ድምፅኹም ዘስማዕኹም መላእ ኢትዮጵያውያን መንግስቲ ምስጋንኡ የቕርብ!! Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ንሉኣላውነትን ክብሪን ኢትዮጵያ ድምፆም ንዘስምዑ መላእ ኢትዮጵያውያን ምስጋንኡ ኣቕሪቡ። ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሃገሩ ዘይደራደር ከምዝኾነ ሎሚ እውን ብዕሊ ኣፍሊጡ ኢዩ” ኢሉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዘፈር ትምህርቲን ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢን ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዝነኣድ ኢዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዘፈር ትምህርቲን ምርግጋፅ ውሕስና ምግቢን ዝገበሮ ኣስተዋፅኦ ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ቤት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባሕርዳር ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ደሴ ንግብረ ራዕዲ ህወሓትን ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያንን ዝኹንን ሰልፊ ተኻይዱ። ነበርቲ እታ ከተማ፥ "ሉዓላዊነትና ኣኽብሩ፣ ኲናት ውክልና ጠጠው ይበል፣ ብስም ርዳእታ ዝግበር ኢድ ኣእታውነት ደው ይበል፣ ግብረ ራዕዲ ህወሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅማ ኣምሪሖም Desta Oct 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ጅማ ኣምሪሖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምስ ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ካልኦት ሚኒስትራተን ብምዃን ኢዮም ናብታ ከተማ ተጓዒዞም። እቶም ልኡኻት ጅማ እንትበፅሑ ሓለፍቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ይሳለጥ ኣሎ Desta Oct 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘይግቡእ ኢድ ኣእታውነት ምዕራባውያን ዝቃወም ህዝባዊ ሰልፊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሰልፊ “ንኢትዮጵያ ደው እብል ድምፀይ ኣስምዕ” ዝብል መሪሕ ቃል ዘለዎ ኢዩ። እቲ ህዝባዊ ሰልፊ፥ ማሕበራት ሙያ ፣ ሲቪክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካልኣይ ብርኪ ብሔራዊ መልቀቒ ፈተና 2015 ዓ.ም ብዓወት ተዛዚሙ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ብርኪ ብሔራዊ መልቀቒ ፈተና 2015 ዓ.ም ብዓወት ከምዝተዛዘመ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ ዕቤትን ምዕባለን ሃገር ዝረጋገፅ ስነ-ምግባርን ፍልጠትን ፅሬት ብዘለዎ ሓይሊ ሰብ ከምዝኾነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ መብርሂ ሂቦም Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን መቐመጢኦም ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣባላት ማሕበረሰብ ዲፕሎማሲን ዓለም ለኸ ትካላትን ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳይ ኣመልኪቶም መብርሂ ሂቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ መብርሂኦም÷ መንግስቲ…