ኢትዮጵያ ንተካይዶ ሃገራዊ ምኽክር ልዝብ ፓርቲታት ፖለቲካ እወንታዊ ግደ ዝፃወት ኢዩ – ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንተካይዶ ሃገራዊ ምኽክር ልዝብ ፓርቲታት ፖለቲካ እወንታዊ ግደ ከምዝፃወት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ገሊፁ።
ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ÷ ኣብ ሞንጎ ፓርቲታት ፖለቲካ ዝግበር ልዝብ ንኽቕፅል ምስ ኣመራርሓ ፓርቲታት እናተዛተየ ይርከብ።…