ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ሎሚ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ክኽበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Mar 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 127 ዓመት ዓወት ዓድዋ ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ መላእ ኢትዮጵያ ክኽበር ኢዩ። በዓል ዓወት ዓድዋ፥ ኣብ ከተማ ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ኣዲስ ኣበባን ዝተፈላለዩ ክፋላት ኢትዮጵያን ንሃገር ዝተዋደቑ ጀጋኑን እቲ ዓወትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኣዘርባጃን ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ኣዘርባጃን ዘለዋ ርክብ ብዝበለፀ ኣጠናኺራ ከምትቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ጉባኤ ምንቅስቓስ ዘይሻራዊ ሃገራት ንምስታፍ ናብ ርእሰ ከተማ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ታሪኽ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓለምን ዝቐየረ ዘደንቕ ኩነት ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ኣብ ትሕቲ ፀልማት ሰማይ ፀለምቲ ህዝቢታ ብርሃን ዘወለዐ ዘብርህ ኮኸብ ከምኡ እውን ታሪኽ ፀለምቲ ህዝቢታት ዓለም ዝቐየረ ዘደንቕ ኩነት ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር ገሊፆም። ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ብድምቀት ከምዘኽብሩ ነበርቲ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ከተማ ዓድዋ ብድምቀት ከምዘኽብሩ ነበርቲ እታ ከተማ ገሊፆም። ነበርቲ ከተማ ዓድዋ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት፥ በዓል ዓወት ዓድዋ ሓድነትን ምትሕብባርን ንምጥንኻር ምጥቃም ከምዝግባእ ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ በዓል ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “ዓወት ዓድዋ ብልዑል ድምቀት ክነኽብሮ ዝገብሩ ብዙሓት ምኽንያታት የሃልዉ እምበር እቲ ቀንዲ ምኽንያት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንግሊዝን ዴንማርክን ተዋጋእቲ ንዝነበሩ መሊስካ እግሪ ንምትካል ኣብ ዝሳለጥ ስራሕ ሓገዝ ከምዝገብራ ገሊፀን Gebremariam Weldegerima Mar 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ኣምባሳደር ዴንማርክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚስ ክራ ስንድበጀርግን ዳይሬክተር ምትሕብባር ልምዓት እንግሊዝ ፓውል ዋልተር ተዛቲዮም፡፡ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ፥ ብዛዕባ ዕላማ እቲ ኮሚሽን፣ ፕሮግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዝለዓለ ውፅኢት ንዘመዝገቡ 273 ተምሃሮ ኣብ ኢሜሪትስ ሕቡራት ዓረብ ሙሉእ ስኮላር ሺፕ ከምዝተውሃበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ ዝለዓለ ውፅኢት ንዘመዝገቡ 273 ተምሃሮ ኣብ ኢሜሪትስ ሕቡራት ዓረብ ሙሉእ ስኮላር ሺፕ ከምዝተውሃበ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ተዛሪቦም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ውፅኢት ፈተና 12 ክፍሊ ካብ ፍርቂ ንላዕሊ ውፅኢት ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሳልሳይ ምዕራፍ ሃገራዊ ልዝብ ኣብ ወርሒ ግንቦት ክጅመር ኢዩ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምዕራፍ ሃገራዊ ልዝብ ኣብ ወርሒ ግንቦት ክጅመር ኢዩ ተባሂሉ። ሃገራዊ ኮሚሸን ልዝብ ክሳብ ሐዚ ዝሰርሖም ስራሕቲ ብዝምለከት ንላዕለዎት ኣመራርሓ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን መዳርግቲ ኣካላት ፀብፃቡ ኣቕሪቡ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…
ቢዝነስ ኣብ ዕዳጋ ኢ-ኮሜርስ ምስ ኣሊ ባባ ግሩፕ ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ዕዮ ኣሊ ባባ ግሩፕ ዑደት ገይሩ። ኣብቲ ዑደት ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኣሊ ባባ ግሩፕ ሊዩ ናን ኣብ ቀፃሊ ብሓባር ምስራሕ ኣብ ዘኽእል ዛዕባ ውፅኢታዊ ዘተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ካብ ሃገር ንላዕሊ ዝርእይዎ ኣጀንዳ ዘይምህላዉ ዘረእይ ኢዩ-ምሁራን ታሪክ Desta Feb 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ካብ ሃገር ንላዕሊ ዝርእይዎ ኣጀንዳ ዘይምህላዉ ዘረእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ታሪክ ገሊፆም። ጋዜጠኛን ፀሓፊ ታሪክን ተሾመ ብርሃኑ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮ ፃንሒት፥ ዓወት ዓድዋ ፍልፍል ኩርዓት…