Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሚዲያታት ሃገርና ተወዳዳራይነቶም ዘዕብዩ ናይወፃኢ ተሞክሮ ንኽረኽቡ ከምዝሰርሕ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚዲያታት ሃገርና ተወዳዳራይነቶም ዘዕብዩ ናይወፃኢ ተሞክሮ ንኽረኽቡ ከምዝሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልዩ ገሊፆም። እቶም ኣምባሳደር እዚ ዝበሉ ኣመራርሓታት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ኳታር ዶሃ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ…

ህንዲ ኣብ ተለዋጢት ኣባልነታ ኢትዮጵያን ብዝምልከት ዘርአየቶ ቅዋም ዝነኣድ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ኣብ ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተለዋጢት ኣባል ኣብ ዝነበረትሉ እዋን  ኢትዮጵያን ብዝምልከት ዘርአየቶ ዘይሻራዊ ቅዋም ኢትዮጵያ ንኢዳ። ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር…

ባንኪ ዓለም ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ስራሕቲ ምትሕብባር ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ስራሕ ምስ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝጀመሮም ምትሕብባራትን ሓገዛትን ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ፕላንን ልማትን ፍፁም ኣሰፋ ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲየን። ኣብቲ እዋን ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ትምህርቲ ንኹሉ ክባፃሕ ከምዝግባእ ኣብ መድረኽ ዓለም ተዛሪበን። ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ኣብ ለውጢ ትምህርቲ ኣብ ዝመክር ጉባኤ ብቨርችዋል ኢንተርኔት መልእኽቲ ኣመሓላሊፈን። ኣብ መልእኽተን፥ ንናይ ሓባር ተረባሕነት…

ኢትዮጵያን ቻይናን  ብኢኮኖሚን ካልኦት ዓውዲታትን ብዝበለፀ ንምትሕብባር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ተዛቲዮም። ኒውዮርክ ኣብ ዝካየድ ዘሎ መበል 77 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝሳተፉ ዘለዉ ኣይተ ደመቀ መኮነንን…

ኣቕርቦት ኣባይቲ ከተማታት ናብ 84 ሚኢታዊት ክብ ንምባል ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ኣቕርቦት ኣባይቲ ከተማታት ናብ 84 ሚኢታዊት ክብ ንምባል ይስራሕ ከምዘሎ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዲኤታ እቲ ሚኒስቴር ሔለን ደበበ፥ መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ፀገም መንበሪ ኣባይቲ ንምፍታሕ ፃዕሪ ይገብር…

ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ንሰራዊት ምክልኻል ደም ለሶም። ኣፈ ጉባኤ ባይተ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ሎሚ በዶ፣ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ፌዴሬሽን ዛህራ ሑመድ ሓዊሱ ክልቲኦም ሰራሕተኛታትን…

ሃገር ለኸ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ ባህርዳር ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ ኩለን ክልላት፣ ምምሕዳር ከተማታትን ዝተፈላለዩ ኣባላት ቤት ምኽሪን ዘካተተ ዘተ ኣፈ ጉባኤታት ኣብ በህርዳር ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ወይዘሮ ፋንቱ ተስፋዬ፤ ንተሳተፍቲ ኣፈ ጉባኤታት ቤት ምኽሪ…

ኢትዮጵያውያን ተስፋ ፅባሕ ንዝኾነ ግድብ ህዳሰ ደገፎም ንከጠናኽሩ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ተስፋ ፅባሕን ሓበራዊ ሃፍትን ኩላትና ንዝኾነ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዝገብርዎ ደገፍ ንከጠናኽሩ ኣቦታት ሃይማኖት ፀዊዖም። ኣቦታት ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ከይዲን እዋናዊ ኩነታተን እቲ ግድብ ተዓዚቦም። ኣብቲ ከባቢ ብምኻድ…

ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን – ኣምባሳደር ሂሩት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ማሕበረሰብ ዓለም ኢትዮጵያ ናብ ሰላም እትገብሮ ጉዕዞ ካብ ምድጋፍ ወፃእ ኢዱ ከእትው የብሉን ክብላ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሕብረት ኣውሮፓን ቤልጂየምን ሂሩት ዘመነ ፃውዒት ኣቕሪበን። ኢትዮጵያ Xትገብሮ ፃዕሪ ሰላም ልዕሊ ዓቕማ ከምዘይኮነን…