ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ሃገራት ሽግግር ልቓሕ ብዝምልከት ንዝሃቦ ውሳነ ንኢዳ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንገስቲ ኢትዮጵያ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ሃገራት ሽግግር ልቓሕ ብዝምልከት ንዝሃቦ ውሳነ ብእወንታ ከምዝቕበል ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ።። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኮሚቴ ኣለቃሕቲ ሃገራት ፅዕንቶ ልቓሕ ኢትዮጵያ ንምቅላል ዘቕረበቶ ናይ ልቓሕ ሽግሽግ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንህወሓት ዝኸውን ኣፅዋራት ኲናት ብምፅዓን ክልል ኣየር ኢትዮጵያ ጥሒሱ ዝኣተወ ኣውሮፕላን ተወቒዑ ከምዝወደቐ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣፍሊጡ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድኻም ኢትዮጵያ ዝደሊዩን ነዚ ንምዕዋት ንዘበናት ዝተንቀሳቐሱን ህወሓት ዝድግፉ ዘለዉ ታሪካዊ ፀላእቲ ንብረት ምዃኑ ዝእመነሉ ኣውሮፕላን ነቲ ግብረ ራዕዲ ዝኸውን ኣፅዋራት ኲናት ፅዒኑ ብኣንፈት ሱዳን ብምሕላፍ ናይ ኣየር ክልልና ጥሒሱ እንትኣቱ ብጅግና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢ ትግራይ ፀገማቱ ንምፍታሕ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ብሕታዊ መፍትሒኡ ሰላማዊ ኣማራፂ ኢዩ-መንግስቲ Desta Aug 24, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ትግራይ ፀገማቱ ንምፍታሕ ሎሚ ይኹን ፅባሕ ብሕታዊ መፍትሒኡ ሰላማዊ ኣማራፂ ኢዩ ክብል መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ መንግስቲ ተገዲዱ ዝኣተዎ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ ብሰላም ንምዝዛም ዘኽእሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ Desta Aug 23, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ተሳትፎን ደገፍን ህዝቢ ጠንካራ ምዃን፣ ሰራዊት ምክልኻል ልኡላውነት ሃገር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓልና፥ በዓል ሓልዮት፣ ሓድነት፣ ፍቅርን ሰላምን ብሩህ ተስፋን ክገብረልና ይምነ- ዶክተር ኣብረሃም በላይ Desta Aug 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል ኣሸንዳ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መናእሰይ ሃገር ንምርካብ ዘኽእል ሸቶ ክህልዎም ኣለዎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ Desta Aug 22, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ሃገር ንምርካብ ዘኽእል ሸቶ ክህልዎም ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ግደ መናእሰይ ኣብ ዘበንና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሃገራዊ መዛዘሚ መድረኽ መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምዝዛም ዝተዘርገሐ ኢድ ኣይዕፀፍን-መንግስቲ Desta Aug 20, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምዝዛም ዝተዘርገሐ ኢድ ዘፀግም ኩነታት እንተዘይኣጋጢሙ ከምዘይዕፀፍ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ዝጠመተ መግለፂ ሂቦም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ ሂቡ Desta Aug 19, 2022 0 በኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብአኡ ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ርክብ ኣፍረይቲን መፍረይቲን ፍሪያት ሕርሻ ንምውሳን ኣብ ዝወፅኣ ኣዋጅን ረቂቕ ኣዋጅ ዘርኢ ደኒን ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ብምቕባል ህዝበ ውሳነ ንኽካየድ ወሲኑ Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼብኡ 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ብምቕባል ህዝበ ውሳነ ንኽካየድ ወሲኑ። እቲ ውሳነ ብሓሙሽተ ተቓውሞ ብኣብዝሓ ደምፂ ኢዩ ፀዲቑ። ኣብ ሓደ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Desta Aug 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዋሽንግተን ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክል ሓመር ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ክህሊ ዝግበኦ ዘላቒ ህንፀት ሰላም፣ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ምዕሳል ተሓታትነትን…