ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ምክረ ሓሳብ ሰላም ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ምክረ ሓሳብ ሰላም ከምዝፀደቐ መንግስቲ ኣፍሊጡ።
መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ብሰለማዊ ኩነታት ንምፍታሕ ዝጀመሮ ፃዕሪ…