ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ድሕንነትን እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ Desta Aug 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ፀፅታን ድሕንነትን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ድሕንነት ብምግምጋም ኣንፈታት ኣቐሚጡ። ኣብቲ መድረኽ፥ ቅድም ኢሎም ተለሊዮም ዝነበሩ ሃገራዊ ስግኣታት መሰረት ብምግባር ዝተሰርሑ ስራሕቲን ዘጋጠሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣብ ወፍሪ ቀጠና ግድብ ህዳሰ ሰላም ንምርግጋፅ እናሰርሐ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ክፍለ ጦር ሜካናይዝድ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ወፍሪ ቀጠና ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ሰላም ንምርግጋፅ ለይቲን ቀትሪን እናሰርሐ ከምዝርከብ ምክትል ኣዛዚ ክፍለ ጦር ሜካናይዝድ ገሊፆም። እቶም ምክትል ኣዛዚ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሜካናይዝድ ሰፋሕቲ ወፍሪታት ብምፍፃም ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መፍረያይነት ስርናይ Gebremariam Weldegerima Aug 7, 2022 0 ኢትዮጵያ መፍረያይነት ስርናይ ንምዕባይ ዓብዪ ፃዕሪ ትገብር ከምዘላን ኣብዚ ዓመት ልዑል ውፅኢት ትፅቢት ከምዝግበርን ተገሊፁ። በዚ መሠረት፡- ኣብ ዘመነ ምህርቲ ሕርሻ 2015 ዓ/ም ድማ 400 ሚሊየን ኩንታል ብኣናእሽተይ ትሕዝቶ ሓረስቶትን ሰበኽ ሳግምን ንምፍራይ ትልሚ ተታሒዙ ኣሎ። ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብዝግባእ ንምጥዕዓም ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘለውዎ ብቕዓት ከጠንኽር ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Aug 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፈጠራ ዕድል ስራሕ ብዝግባእ ንምጥዕዓም ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ዘለውዎ ብቕዓት ከጠንኽር ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሐዘላለፍዎ መልእኽቲ፥ ሚኒስቴር ስራሕን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ አብ ዘሳለጦ ዓስራይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ Desta Aug 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ አብ ዘሳለጦ ዓስራይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ዘትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ብቐዳምነት ኣወዳድባ፣ ተግባርን ሓላፍነትን ዝውስን መምርሒ በዓል መዚ ነዳዲን ኢነርጂን ዝምልከት ዝተዛተየ እንትኸውን፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናብ መቐለ ተጓዒዙ ዝነበረ ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማት ተረኽ ሓሶት ህወሓት ምግውሑ ጌጋ እዩ-ሚኒስትር ዴኤታ ሰላማዊት ካሳ Desta Aug 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ መቐለ ተጓዒዙ ዝነበረ ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማት ተረኽ ሓሶት ህወሓት ምግውሑ ጌጋ እዩ ክብላ ሚኒስትር ዴኤታ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ሰላማዊት ካሳ ገሊፀን። ናብ መቐለ ገይሾም ዝነበሩ ጉጅለ ልኡኻን ዲፕሎማት ትርክቲ ሓሶት ህወሓት ምግዋሖም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘጋጠሙ ፀገማት ብዓወት ንምውፃእ ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ልዑል እዩ – ኣይተ ኣብርሃም ኣለሀኝ Desta Aug 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዘጓነፉ ፀገማት ብዓወት ንምውፃእ መራኸብቲ ሓፋሸት ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ኣለዎም ክብሉ ኣካቢ ቦርዲ ኣመራርሓ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣብርሃም ኣለሀኝ ተዛሪቦም። ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ህንፃ ሓዱሽ ኮምፕሌክስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዘህነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ተመሪቑ Desta Aug 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዘህነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ተመጀሪቑ። ኣብ 450 ካሬ ሜትሮ ዝዓረፈ እቲ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ በዓል 8 ደብሪ እንትኸውን÷ እዋኑ ዝበፅሖ ናይ ሬድዮ ስቱዲዮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 ኣመራርሓታት ኣልሸባብ ሓዊሱ ልዕሊ 800 ተዋጋእቲ እቲ ጉጅለ ተደምሲሶም Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ፀፅታ ብዝወሰዶ ስጉምቲ ክሳብ ሕዚ ብዘሎ ከይዲ 24 ኣመራርሓታት ኣልሸባብ ሓዊሱ ልዕሊ 800 ተዋጋእቲ እቲ ጉጅለ ከምዝተደምሰሱ ግዚያዊ ኮማንድ ፖስት ፀፅታ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ምውፋር ሓይሊ ምክልኻልን መተሓባበሪ እቲ ኮማንድ ፖስትን ሜጀር ጄነራል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት 100 ሚሊየን ብር ዝኸውን ወፃእ ብምግባር ኣብ ከተማ ደሴ ዝሃነፆ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ ፅባሕ ክምረቕ ኢዩ። ኣብ 450 ካሬ ሜትሮ ዝዓረፈ እቲ ኮምፕሌክስ ሚዲያ ህንፃ በዓል 8 ደብሪ እንትኸውን÷ እዋኑ ዝበፅሖ ናይ…