Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ኣብ ፅፈት ብምድሃብ ተጠናኺሩ ክቕፅል እዩ – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ ዓመታት ኣብ ፅፈት ብምድሃብ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ገሊፆም። ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ድሬዳዋ ብዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ተዛዚሙ። ኣብቲ መርሃ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ሃረር ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ከተማ ሃረር ኣቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ከተማ እንትበፅሑ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ እቲ ክልል ኣቀባብላ ገይረሙሎም። ኣብቲ ከተማ ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ኣብ መርሃ ግብሪ ምንባር ኣሰር ክሳተፉ…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ውሳነ ኣሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 11 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ረቂቕ ሰነድ ፖሊሲ ሃገራዊ ፍሉይ ቁጠባዊ ዞባ ብምዝታይ፥ ኣህጉራውን ዞባውን ንግዳዊ ምትእስሳራት፣ ንቁጠባዊ ምዕባለ…

ግድብ ህዳሴ ምስሊ ሰዓሪት ኢትዮጵያ ኢዩ -ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብርኪ ህንፀት ግድብ ህዳሴ ኣብዚ ምብፅሑ ምስ ተፋሰስቲ ሃገራት ሩባ ኣባይ ዝበለፀ ንኽንተሓባበር በሪ ዲፕሎማሲ ከምዝኸፍት ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። መብሰሪ መርሃ ግብሪ ሳልሳይ ዙር ምልኢት ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ሎሚ…

3ይ ዙር ምምላእ ማይ ኣብ ዝተሓሰበሉ እዋን ክንዛዝም ስለዝኸኣልና ንኹልኹም ደቂ ኣባይ እንኳዕ ደስ በለኩም ደስ በለና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ

"3ይ ዙር ምምላእ ማይ ኣብ ዝተሓሰበሉ እዋን ክንዛዝም ስለዝኸኣልና ንኹልኹም ደቂ ኣባይ እንኳዕ ደስ በለኩም ደስ በለና" - ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ********* “3ይ ዙር ምልኢት ማይ ህድብ ህዳሰ ብዓወት ተዛዚሙ፡፡ ኣብ ሩባ ኣባየ ግድብ ንምህናፅ እንትንለዓል እቲ ሩባይ ናይ…

ኣባይ ዝግበአና እናትረፈ፥ ዝግበኦም ምሃቡ ክቕፅል ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባይ ዝግበአና እናትረፈ፥ ዝግበኦም ምሃቡ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ  ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ÷ ሎሚ መዓልቲ ሳልሳይ ዙር ምዝዛም ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብሲሮም፡፡ ኣብ መብሰሪ መደረኦም÷ “ንመላእ…

ሳልሳይ ምምላእ ማይ ግድብ ህዳሰ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ምምላእ ማይ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብዕ ዉ ት ኩነታት ተዛዚሙ። ምስ ምእታው ክረምታዊ ወቕቲ ተተሓሒዙ ንሳልሳይ እዋን እናተኻየደ ዝፀንሐ ምልኢት ማይ እቲ ግድብ ብዓወት ተዛዚሙ ኣብዚ ሕዚ እዋን ማይ ብጫፍ እቲ ግድብ እናፈሰሰ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ብስምምዕነት ውፅኢት ምምፃእ ከምዝከኣል ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራት ታሕተዋይ ተፋሰስ ኣብ ክሊ ላዕለዋይ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ብስምምዕነት ውፅኢት ምምፃእ ከምዝከኣል ኣሚነን ክሰርሓ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም። ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ…

ሃገር ኣብ ፅኑዕ ሰረት ምንባር ሓላፍነት እዚ ትውልዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕልሚን ባህጊን ኣቦታትና ብምብሳር ሃገር ኣብ ፅኑዕ ሰረት ምንባር ሓላፍነት እዚ ትውልዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ…

ስነ ስርዓት ምጅማር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ስነ ስርዓት ምጅማር 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ። ሎሚ ዝጅመር ምፍልፋል ሓይሊ ካልኣይ ተርባይን ዩኒት 9 ኢዩ። 270 ሜጋ ዋት ምፍልፋል ሓይሊ ዘኽእል ኢዩ። ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ…