ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕዝነት ልምዓት ኣብ ምጥንኻር ልዑል ውፅኢት ተረኺቡ – ኣይተ ኣህመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብ (ኣይኤምኤፍ)ን ዝነበረ ፃንሒት ምሕዝነት ልምዓት ኣብ ምጥንኻር ልዑል ውፅኢት ረኺብና ኢሎም ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ዓመታዊ ኣኼባ ልኡኽ ኢትዮጵያ ዝነበሮ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕደራ ፊስካል ንምጥንኻር፣ ኣተኣኻኽባ ሃፍቲ ውሽጢ ሃገር ንምጉልባን ዝተዋደደ ስራሕቲ ሪፎርም ንምቅልጣፍን መንግስቲ ቆራፅ ኢዩ – ኣይተ ኣመድ ሺዴ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ምሕደራ ፊስካል ንምጥንኻር፣ ኣተኣኻኽባ ሃፍቲ ውሽጢ ሃገር ንምጉልባን ዝተዋደደ ስራሕቲ ሪፎርም ንምቅልጣፍን ቆራፅ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣመድ ሺዴ ገሊፆም። ብኣይተ ኣህመድ ሽዴ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ምስ ሰብ ሞያ ሚዲያ ትግራይ ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ምስ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት ሰብ ሞያ ሚዲያ ሎማዓንቲ ተዛቲዩ። እቲ ዘተ ኣብ ትግራይ ንዝሳለጥ ሃገራዊ ዘተ ግንዛበ ኣብ ምፍጣር እጃሞም ንኽፃወቱ ዝዓለመ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ያታታት ዝኾኑ ሃገራዊ ፕሮጀክታት Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያዊያን ሓበራዊ ምትሕብባር ኣብ ቀረባ እዋን ዝተዛዘመ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ቀፂሉ ድማ ህንፀቶም ዝተጀመሩ ዓበይቲ ሃገራዊ ፕሮጀክታት ድኽነትን ካብ ምስዓር ሓሊፉ ሓበራዊ ያታታት ኢዮም ኢሎም ምሁራንን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ካብ ድሕሪ ዝሓለፈ ዑደት ዝልካዕ ዕቤት ስራሕ ኣርኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 22, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ካብ ዝነበረኒ ዑደት ንደሓር ዝልካዕ ዕቤት ስራሕ ኣርኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ኢትዮ-ሩሲያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዝወስድ መርሃ ግብሪ ተግባር ህንፀት መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዮስ (ዶ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ መፈልፈሊ ሓይሊ ኒውክሌር ንምህናፅ ምሽ ኩባንያ ጊሲ ሮሳት ዝተገበረ ስምምዕነት መርሃ ግብሪ ተግባር ርክብ ኢትዮ-ሩሲያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ክወስዶ ኢዩ ኢሎምሉ። ኣብ ሩሲያ ዑደት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ባሌ ዝስራሕ ስራሕቲ ልምዓት ካብ ኦሮሚያ ሓሊፉ ንሃገር እውን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ – ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Oct 21, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣብ ባሌ ዝስራሕ ስራሕቲ ልምዓት ካብ ኦሮሚያ ሓሊፉ ንሃገር እውን ልዑል ግደ ዘለዎ ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ወግዑ ሶፍ ዑመር ብዝብል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሐዚ ኣብ መዋእለይ ከም ባሌ ዝበለ ኩሉ ነገር ኣብ ሓደ ዝሓዘ መሬት ርእየ ኣይፈልጥን -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) Desta Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያውያን ሰሪሕና ንኻልኦት ምሕጋዝ እናተገበአና ንሕና ዘለናሉ ኩነታትን ዝተውሃበና ነገረን ሓቢሩ ኣይኸይድን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ነበርን ኣብ ስራሕ ዘለዉን ኣመራርሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ተፈፂሙ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ተፈፂሙ፡፡ ኣብቲ ስነ ስርዓት ቀብሪ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኡለማታት፣ ደረሳታት፣ ኡስታዛትን ዘመድ ኣዝማድን ተረኺቦም፡፡ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣቦ ነይሮም – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ናይ ኩሉ ኢትዮጵያዊ ኣቦ ነይሮም ኢሎም ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ፡፡ ስነ ስርዓት ዱዓን ምፍናውን ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ሚሊኒዬም ኣዳራሽ ተኻይዱ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኸቡ…