ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምልዓተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምልዓተ ጉባኤ ርክበ ካህናት ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ቀዳማዊ ፓትርያርክ ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተጠናኺሩ ዝቐፀለ ክልተኣዊ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ … Gebremariam Weldegerima May 6, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘለዋ ክልተኣዊ ርክብ ብዝተፈላለዩ ዘፈራት እናጠናኸረት ትርከብ፡፡ ፖሊሲ ጉዳያት ወፃኢ ኢትዮጵያ ሉኣላዊነትን ሓድነትን ኢትዮጵያ ኣብ ምኽባር፣ ልምዓት ኢኮኖሚ ኣብ ምስላጥን ዴሞክራሲያዊ ስርዓት ኣብ ምህናፅን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምዕባለ ኢትዮጵያ ንኽዕወት ብሄራዊ ሓርበኛታት የድልዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምዕባለ ኢትዮጵያ ንኽዕወት ብሄራዊ ሓርበኛታት የድልዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር እዚ ዝገለፁ መበል 85 በዓል መዓልቲ ሓርበኛታት ኣመልኪቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኢዩ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሱዳን ዝተፈነወላ ክሲ ውድቂ ገይራ Gebremariam Weldegerima May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብመንግስቲ ሱዳን ዝተፈነወላ መሰረተ ዘይብሉ ክሲ ውድቂ ገይራ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ፤ ሓይሊ ምክልኻል ሱዳንን ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ እታ ሃገርን ብሓባር ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ንበዓል ሓርበኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም mizan mekonen May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መበል 85 በዓል ሓርበኛታት ናይ እንዃዕ ኣብፀሐኹም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም፡፡ ምሉእ ትሕዝቶ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ከምዚ ዝስዕብ ክቐርብ እዩ፡- እንኳዕ ንመበል 85 በዓል ጀጋኑ ሓርበኛታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓርበኝነት ብመንገዲ ፍልጠት ምምራሕ እዩ- ፕሬዚዳንት ታዬ mizan mekonen May 5, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ ሚያዝያ 27፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓርበኝነት ብመንገዲ ፍልጠት ምምራሕ እዩ ኢሎም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ ዝተረኸብሉ መበል 85 መዓልቲ ሓርበኛታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሓወልቲ ዝኽሪ ኣራት ኪሎ ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንዘላቒ ልምዓት ቱሪዝም ዝሕግዙ ፕሮጀክታት ትሃንፅ ኣላ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዙሪያ ቃላይ ጣና ዝርከብ ነበር ሆቴል ጣና ዓለም ለኸ ደረጃኡ ብዝሓለወ መልክዑ 'ፎር ፒ ቢ ኤስ' ብዝብል…
ስፓርት ኤቨርተን ምስ ማንቼስተር ሲቲ… mizan mekonen May 4, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ መርሃ ግብሪ 35 ሰሙን ፕሪምየር ሊግ እንግሊዝ ካብ ሜድኣ ወፃኢ ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኤቨርተን ክትገጥም ኢያ። ሎሚ ምሸት ሓዊሱ ክልተ ፀወታታት ኣብ ኢዳ ተሪፍዋ ዘላ ማንቼስተር ሲቲ ምሰ ኣርሰናል ዘጋጠማ ናይ 6 ነጥቢ ፍልልይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርዳእታ ትቕበል ሃገር ሉኣላዊት ኢየ ክትብል ኣይትኽእልን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ርዳእታ ትቕበል ሃገር ሉኣላዊት ኢየ ክትብል ኣይትኽእልን ኢሎም፡፡ 4ይ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ ሎሚ መዓልቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸፊቱ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኢንዱስትሪ ዝማዕበለትን ርእሳ ዝኸኣለትን ፅንዕቲ ኢትዮጵያ ክንሃንፅ ኢና – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima May 3, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዚያ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብሕብረት ንዝመፅእ ወለዶ ፅንዕቲ፣ ብኢንዱስትሪ ዝማዕበለትን ርእሳ ዝኸኣለትን ኢትዮጵያ ክንሃንፅ ኢና ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ውፅኢት ተኮር…