Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ካብ 50 ክሳብ 2 ነጥቢ 5 ሚሊየን ብር ዝበፅሕ ሽልማት ተዋሂቡ። ኣብ ኣሜሪካ ኦሪገን ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ዘኹርዕ ዓወት ንዘመዝገቡ ኣትሌታት ኣብ ቤተ…

ኣብ ልዕሊ ዕጡቕ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝውሰድ ዘሎ ዝተዋደደ ስጉምቲ ብዘኹርዕ ዓወት ተዓጀቡ ይቕፅል ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ  ዕጡቕ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ዝውሰድ ዘሎ ዝተዋደደ ስጉምቲ ብዘኹርዕ ዓወት ተዓጀቡ ይቕፅል ኣሎ ከብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ቅድሚ ሒደት መዓልታት “ኣቶ” ኣብ ዝበሃል ቦታ ናብ…

ኢትዮጵያን ሩስያን ብዓውዲ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያን ሩስያን ብዓውዲ ኢኮኖሚ፣ ንግዲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዘለወን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ከምዝተስማዕማዓ ተገሊፁ። ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ትማሊ ምሸት ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተዉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭን ኣይተ ደመቀ…

ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፈተናታት ብምፅዋር ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ፈተናታት ብምፅዋር ውፅኢት ከምዘመዝገበ ተገሊፁ። መንግስቲ ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ዓማውቲ ከም ለበዳ ኮቪድ-19፣ ጎንፂ፣ ድርቂን ዝቕባባ ዋጋን ዝበሉ ፈተናታት ብምፅዋር፥ ዛዕባ ሃገር በቆል መመሓየሺ ኢኮኖሚ ኣብ…

ሎሚ እውን ከም ትማሊ፥  ፈተናታት ብዓወት ተሳጊርና፣ ኣእዳውና ንምስግን ክንዝርግሕ ኢና-ቀዳማይ ሚሊስትር ኣቢይ ኣሕመድ

አዲስ አበባ፣ 20 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሎሚ እዉን ከም ትማሊ፣ ፈተናታት ብዓወት ተሳጊርና፣ አእዳዉና ንምጋና ክንዝርግሕ ኢና-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝኸበርኩም ህዝብታት ሃገርና ኢትዮጵያዉያንን ኢትዮጵያውያትን ኢትዮጵያ ዝብል ሸም ንሽግራት ዘይምበርካኽ ብፈተና…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩሲያ ሰርጌይ ላቭሮቭ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ሎሚ ኣማሲዮም ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ሰርጌይ ላቭሮቭ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ  እንትበፅሑ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን…

ልኡኻት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ንዘርአዩዎ ሃገራዊ ሓድነትን ዘምፅኡዎ ውፅትን ፍሉይ ኣቀባብላ ክግበረሎም ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልኡኻት ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ንዘርአዩዎ ሃገራዊ ሓድነትን ዘምፅኡዎ ውፅትን ፍሉይ ኣቀባብላ ከምዝግበረሎም ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን ኣፍሊጡ። ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ዝተኻየደ መበል 18 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም…

ኣባላት ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን መዳርግቲ ኣካላትን እናተዛተዩ ከምዝኾኑ መንግስቲ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላት ሰብ ሞያ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ግቡእ ምስ ዘለዎም መዳርግቲ ኣካላትን እናተዛተዩ ከምዝኾኑ መንግስቲ ገሊፁ። ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ  ኣብቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ።…

ኣብ ዝተፈላለዩ ዞባታት ትግራይ ብምኽኒያት ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም መስመራት ማይ ተፀጊኖም ኣገልግሎት ምሃብ ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ምዕራብን ማእኸለን ክልል ትግራይ ብምኽኒያት ጎንፂ ጉድኣት ዘጋጠሞም መስመራት ማይ ተፀጊኖም ኣገልግሎት ምሃብ ከምዝጀመሩ ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይሕ መስቀል ገሊፁ። እቶም ናቑጣታት ማይ ናብ ኣገልግሎት ንምእታው፥ ቱቦታት ማይ፣…

ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኦሪገን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ5 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ኣብ ኦሪገን ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ብ5 ሺሕ ሜትሮ ሜዳሊያ ወርቂ ብምርካብ ተዓዊታ። ብመሰረት እዚ፥ ጉዳፍ ፀጋይ ንሃገራ ራብዓይ ሜዳሊያ ወርቂ ክተመዝግብ ክኢላ። ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ነቲ ውድድር ብ14 ደቒቕ 46…