ስዊዘርላንድ ኣብ ዘፈር ንግዲን ኢንቨስትመንትን ምስ ኢትዮጵያ ርክባ ክተጠናኽር ከምትደሊ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኣምባሳደር ስዊዘርላንድ ኣብ ኢትዮጵያ ታማራ ሞና ተዛቲዮም፡፡
ኣይተ ደመቀ መኮንን፥ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ስዊዘርላንድን ዘሎ ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክብ ኣብቲ እዋን ዘተ…