ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን ሓበራዊ እቶትን ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን ሓበራዊ እቶትን ኩሎም ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ኣብ ዝረኸቡሉ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዝቲ ኣሎ። ንብሄር ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኢትዮጵያ ኩለመዳይ ኣገልግሎት እናሃ ዝርከብ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ድጎማ በጀትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኮሚሽነር ኮሚሽን ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ምትኩ ካሳ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ውዒሎም። እቶም ኮሚሽር ብገበን ግዕዝይና ተጠርጢሮም ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ሓላፊ ረዳት ኮሚሽነር መምርሒ ምርመራ ገበን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓብዪ ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላም ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ Desta Jul 13, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ንዘጋጠመ ፀገም ብሰላማዊ መገዲ ንምፍታሕ ዝተጣየሸ ዓብዪ ኮሚቴ ኣማራፂ ሰላም ስርሑ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣማኻሪ ሚኒስትር ቀዳማይ ሚኒስቴር ብሄራዊ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድን ሑሴን ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ዓብዪ ኮሚቴ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ትግራይ ንዝትገበር ዳግመ ህንፀት ስምምዕነት ፕሮጀክት ትግበራ ሳልሳይ ወገን ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 12, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ንዝካየድ ፕሮጀክት ዳግም ህንፀት ምስ ኤጀንሲ ኣገልግሎት ፕሮጀክትታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ናይ ሳልሳይ ወገን ሰነድ ስምምዕነት ትግበራ ከቲሙ። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ፋይናንስ ፌዴሪኢ ኣይተ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስራሕቲ ለውጢ ምምሕያሽ ትካላት ዴሞክራሲ ዝጠመተ መድረኽ ዘተ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 11, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዘሰናድኦ ኣብ ስራሕቲ ለውጢ ምምሕያሽ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ፣ ትካል ሓባሲ ንብዓት፣ ፌዴራል ኦዲተርን መራኸብቲ ሓፋሽን ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1443 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ Desta Jul 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1443 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ብዘይ ምንም ፀገም ፀፅታ ብሰላም ምዝዛሙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ፌዴራል ንህዝቢ ኣብ ጎኑ ብምስላፍን ምስ ካልኦት ትካላት ፀፅታን ድሕንነትን ብምውዳድን እቲ በዓል ክሳብ ዝዛዘም ብብቕዓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሽሕን 443 በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓረፋ ኣብ መላእ እዛ ሃገር ይኽበር ኣሎ Desta Jul 9, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መበል 1 ሽሕን 443 ዓመተ ሂጅራ በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ኣብ መላእ እዛ ሃገር ብሰዓብቲ እምነት እስልምና ሎሚ መዓልቲ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ንኸሕልፍ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝበ ሙስሊም በዓል ዒድ ኣል ኣድሃ (ዓረፋ) ዓቕመ ደካማታት ብምሕጋዝ ንኸሕልፍ ኣቦታት ሃይማኖት እስልምና ሓጂ ሙፍቲ ዑመር ኢድሪስን ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን ፀዊዖም። ሓጂ ሙፍቲ ዑመር ኢድሪስን ሓጂ ኢብራሂም ቱፋን መበል 1 ሺሕን 443 በዓል ዒድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እንኳዕ ንመበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ሒጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ ዓረፋ ብሰላም ኣብፀሐኩም ኣብፀሐና! – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፌዴሪኢ መበል 1 ሺሕን 443 ዓመተ ሒጅራ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ ዓረፋ ምኽንያት ብምግባር ንሕብረተሰብ ሙስሊሙ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ “በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊቱ ምክልኻል ኣብ ከባቢ ግድብ ህዳሴ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ግቡኡ ይዋፃእ ኣሎ – ኮሎኔል ንጋቱ ኣሰፋ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊቱ ምክልኻል ኣብ ከባቢ ዓብዪ ግድብ ህዳሴ ኢትዮጵያ ዘተኣማምን ሰላም ብምዕሳል ቀትሪን ለይቲን ግቡኡ እናፈፀመ ከምዝርከብ ኣብ እዚ ምዕራብ ዋና ኣዛዚ ብርጌድ ሜካናይዝድ ሞተራይዝድ ኮሎኔል ንጋቱ ኣሰፋ ገሊፆም። ኣሰር ህዝ ኢትዮጵያ ዝዓረፎ ግድብ…