ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ኣብ ሰለስተ ጉዳያት ውሳነ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ጂቡቲን ታሪካዊ ስትራቴጂያዊ ርክብ ኣብ ግምት ዘእተዉ ኣብ ሰለስተ ጉዳያት ውሳነ ኣመሓላሊፎም። ብሚኒስትር ፋይናንስ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ጂቡቲ ዑደት ገይሩ፡፡ እቲ ልኡኽ መልእኽቲ ቀዳማይ ሚስትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ንመሕዪ ድህረ ጎንፂ ዝውዕል ወሳኒ ዝበሃል ሓገዝ ፋይናንስ ንኽግበረላ ሓቲታ Gebremariam Weldegerima Jul 8, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ሰሜናዊ ክፋል እታ ሃገር ዝተፈጠረ ጎንፂ ስዒቡ ካብ ዘጋጠማ ቀሊል ዘይበሃል ክሳራ ንምውፃእን መሊስካ ንምህናፅን ባንኪ ዓለምን ካልኦት መሓዙት ኣካላትን ሓገዝ ንኽገብሩ ምክትል ቀዳማይ ሚንስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ዝኾነ ንዓልሊ ንጉዳይ ሰላም ቀዳምነት ዝህብ መንግስቲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ብመሰረት እዚ ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ድርድር ክግበር ኢዩ ብምባል፥ ምኽኒያቱ ድማ ፀላእቲ ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ሓይሊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ፀፅታ ንሎሚ ጥራሕ ዘይኮነስ ንፅባሕ እንሓስቦ ትካል ብምዃን ይህነፅ ኣሎ -ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝተኸፈተ ኲናት ብዝምልከት መብርሂ ሂቦም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ሕቶታት ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ እቲ ኲናት ናይ ሓበሬታ፣ ዲፕሎማሲ፣ ሳይበርን ተልእኾን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፀላእቲ ክፍቱኑና ይኽእሉ እንበር ኣይስዕሩናን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Desta Jul 7, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 30 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣብ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ይዛተ ኣሎ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብቲ መድረኽ ተረኺቦም ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸቡሉ ኣብ ሓዱሽ ድልድል በጀት ዓመት 2015 ተዛቲዩ ከፅድቕ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘካይዶ 1ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 16 ሰሙን ስሩዕ ጉባኤ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ክዝቲ ኢዩ። እቲ ፓርላማ ኣብ ዘካይዶ ስሩዕ ጉባኤ ኣብዚ ሰሙን ብተደጋጋሚ እናጋጠመ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ኣብ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ትኹት ዝገበረ ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ዝገበሩዎ ዘተ ፀገማት ብምይይጥ ብምፍታሕ ምሕዝነት ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ ኣብ ምጥንኻር ትኹረት ዝገበረ ከምዝኾነ ኣማኻሪ ብጄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚነሲትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ኣሕመድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርላማ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 6, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ 6ይ ፍሉይ ኣኼባ ኣብ እዋናዊ ኩነታ ፀፅታን ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታትን ታዛቲዩ ውሳነ ሓሳብ ኣሕሊፉ። ብመሰረት ሕገ-መንግስቲ ዓንቀፅ 50 (3) መንግስቲ ፌዴራል ላዕለዋይ ስልጣን ባይቶ ወከልቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን Desta Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሱዳንን ኣብ መንጎአን ዘለዉ ዘይምርድዳኣት ብሰለማዊ ዘተ ንምፍታሕ ተስማዕሚዐን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣቦ መንበር ሉእላዊ ቤት ምኽሪ ሽግግር መንግስቲ ሱዳን ሌተናል ጀነራል ኣብዱልፈታህ ኣል ቡርሃን ኣብ ኬኒያ ናይሮቢ ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ኣብ ውሽጢ ብዙሕ ውፃእ-ውረድ ኮይንና ዓብዪ ውፅኢት ክነመዝግብ ክኢልና ኢና” – ኣፈ ጉባዔ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ኣብ ውሽጢ ብዙሕ ውፃእ-ውረድ ኮይንና ዓብዪ ውፅኢት ክነመዝግብ ክኢልና ኢና” ብምባል ኣፈ ጉባዔ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ብርኪ ኣፈፃፅማ እቲ ባይቶ ኣመልኪቶም። ኮሚቴታት ኣማኸርቲን ኣተሓባበርቲን እቲ ባይቶ ከምኡ እውን ዋናን ሓገዝቲን…