ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስነ ስርዓት ምፍናው ኣስከሬን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ዱዓን ምፍናው ኣስከሬንን ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ኣዳራሽ ሚሊኒዬም ይካየድ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ኡለማታት፣ ደረሳታት፣ ኡስታዛትን ፈተውቲን ኣዝማድን ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምርግጋእ ምኽባር ናብራን ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምልቓቕ ሸቶታትን ንምዕዋት … Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምርግጋእ ምኽባር ናብራን ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምልቓቕ ሸቶታትን ንምዕዋት ምውዳድ ትካላት መዳርግቲ ኣካላት ክጠናኸር ይግባእ ኢሎም ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ። ፓርቲ ብልፅግና ገምጋም ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ በጀት ዓመት 2018…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብፁእ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Oct 20, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓትርያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ብሕልፈት ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር ኢድሪስ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። ብፁእነቶም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መግለፂ ሓዘን÷ “ኢትዮጵያ ብኣፃብዕቲ ካብ ዝቑፀሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሮጀክትታት ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዕድል ፈጠራ ስራሕን ዑደተኛታትን ዘስፍሑ ኢዮም – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Desta Oct 19, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክትታት ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌ ዕድል ፈጠራ ስራሕን ዑደተኛታትን ዘስፍሑ ኢዮም ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)። እቶም ቀደማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብ ዞባ ባሌ ኣብ ዝነበረና ናይ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ሩባ ወልመል መሪቖም Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዞባ ባሌ፣ ወረዳ ደሎ መና ብሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣቢሉ ዝተጀመረ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ሩባ ወልመል መሪቖም። እቲ ፕሮጀክት ሩባ ወልመል ብመስኖ ብዝግባእ ብምጥቃም መፍረያይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሕቶ በሪ ባሕሪ ቅብጠት ዘይኮነስ ምስ ናይ ባዕልኻ ታሪኽ ናይ ምትዕራቕ ጉዳይ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ቅብጠት ዘይኮነስ ምስ ናይ ባዕልኻ ታሪኽ ናይ ምትዕራቕ ጉዳይ ኢዩ ኢሉ ኢንስቲትዩት ጉዳያት ወፃኢ፡፡ ምትእስሳር ኣባይን ቀይሕ ባሕሪን ግደ ክልል ዓፋር ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሰመራ ዘተ ተኻይዱ፡፡ ዋና ዳይሬክተር…
ቢዝነስ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ንኢትዮጵያ 110 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ቃል ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ ኣብ ኢትዮጵያ ፕሮግራም ቀረብ ፋይናንስ ገፀር ንምምሕያሽ ዝውዕል 110 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ንምግባር ቃል ኣቲዩ፡፡ ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ኮሚሽን ሕብረት ኣውሮፓን ባንኪ ኢንቨስትመንት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ልምዓት ኮርፖሬሽን ፋይናንስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣህመድ ሺዴ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ዓለም ለኸ ልምዓት ኮርፖሬሽን ፋይናንስ ኣሜሪካ ተዛቲዮም፡፡ ክልቲኦም ወገናት ጎድና ጎድኒ ዓመታዊ ኣኼባ ኣይ ኤም ኤፍን ባንኪ ዓለምን ኢዮም ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ከምኡ እውን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ራይላ ኦዲንጋ ተረኺቦም Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ነበር ቀዳማይ ሚኒስትር ኬንያ ራይላ ኦዲንጋ ኣብ ብሄራዊ ስታዲየም ናይሮቢ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምፍናው ኣስከሬን ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሓዊሱ መራሕቲ ዝተፈላለያ ሃገራት፣ ስድራ ራይላ ኦዲንጋ፣ ፈተውቲን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ዘተኣማምን ሓይሊ ኮማንዶ ብምስልጣን እናብቀዐ ይርከብ – ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ Gebremariam Weldegerima Oct 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ዘተኣማምን ሓይሊ ኮማንዶ ብምስልጣን እናብቀዐ ይርከብ ኢሎም ኣዛዚ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ሌተናል ጄነራል ሹማ ኣብደታ፡፡ ሌ/ጄ ሹማ ኣብደታ ማእኸል መሰልጠኒ እዚ ፍሉይ ወፍሪ ብላቴ ብምርካብ 4ይ ዙር…