ኢትዮጵያን ማሌዥያን ምትሕብባረን ንነዊሕ እዋን ዝዘለቐ ኢዩ – ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ማሌዥያን ምትሕብባረን ንነዊሕ እዋን ዝዘለቐ ኢዩ ኢሎም ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)።
ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀደማይ ሚኒስትር ማሌዢያ ዳቶ ሰሪ ኣንዋር ኣብ ብሄራዊ ቤተ መንግስቲ ሽርክና እተን ሃገራት…