Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዕዉት ናይ ሓላፍነት ዘበን ንክኾነሎም ተመኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሚሬት ዓረብ ብምዃን ብምሿሞም ናይ እንኳዕ ደስ በሎም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ከምዝገለፅዎ፥ ሼኽ መሓመድ ቢን ዛይድ ዕዉት ናይ…

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንፀገማት ዕልባት ንምሃብ ይጉዓዘሉ ዘሎ መንገዲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ሕብረት ኣውሮፓ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃእን ደመቀ መኮንን ፍልይቲ ልእኽቲ ሕብረት ኣውሮፓ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ዶክተር ኣኔት ዌበር ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ኣዘራሪቦም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንኽነግስ ብምኽንያት ጎንፂን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ ፣5 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ብሕልፈት ህይወት ፕሬዚዳንት ሕቡራት ኢሜሬትስ ዓረብ ሼክ ካሊፋ ቢን ዛይድ ኣል ናህያ ዝተሰመዖም ሓዘን ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ትዊተር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ “ንወራሲ ዓራት ሼክ ሞሓመድ…

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግማይ ምልዕዓል ኲናት ምጅማሩ እቲ ጉጅለ ብዘይኲናት ምንባር ከምዘይኽእል ዘርእይ ኢዩ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ ፣5 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግማይ ምልዕዓል ኲናት ምጅማሩ እቲ ጉጅለ ብዘይኲናት ምንባር ከምዘይኽእል ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብኣቐበልቲ ቃሉ ኣቢሉ ኣብ ክልል ተግራይ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናዞረ ምልዕዓል…

ውሕመ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተደገፍ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድን ሕቡራት መንገስታት ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተደገፍ ከምዝገብር ኣተሓባባሪ ቤት ፅሕፈት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ካትሪን ሶዚ ኣረጋጊፆም። ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝኾኑ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ…

ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ። ሚኒስትር ግብርና ፌዴሪኢ ኡመር ሁሴን በቲ ታሪካዊ ዓወት እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም። ፍሪያት ቡና ኢትዮጵያ ንዕዳጋ ዓለም ካብ እተቕርቦም ፍሪያታት ግብርና ብቐዳምነት…

ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ፍሉይ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ፍሉይ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ፊሊፕ ፋርማን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ኣብ ዘተኦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ነቶም ፍሉይ ልኡኽ…

ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ተለዋዋጢ ብዝኾነ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካን ብብርኪ ኣፍሪካን ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ከምዝግባእ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኢታማዡር ሹማት ምክልኻል…

ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን…

ዝፀንሐ ምክእኣልን ምክብባርን ሃይማኖታት ኣጠናኺርካ ምቕፃል ይግባእ-ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝፀንሐ ምክእኣልን ምክብባርን ሃይማኖታት ኣጠናኺርካ ምቕፃል ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ኣጂ ዑመር እድሪስ ከምዝበልዎ፥ ኣብ መንጎ ሰዓብቲ እምነት…