ኣብ ትሕቲ ሰራዊት ምክልኻል ዝርከባ ከተማታት ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ንምስላጥ ይስራሕ ኣሎ – መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ኣቕርቦትን ኣገልግሎትን ኣብ ምጅማር ኣመልኪቱ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ መግለፂ ሂቡ።
ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ክልል ትግራይ ኣብዚ ሰሙን ዝተወሰኑ ከተማታት ከምዝተቖፃፀረ ኣገልግሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ።…