ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን Desta Apr 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ናብ ኬኒያ ኣምሪሐን። እተን ፕሬዚዳንት ናብ ኬኒያ ዝኸዳ ኣብ ስርዓተ ቀብሪ ነበር ፕሬዚዳንት እታ ሃገር መዋይ ኪባኪ ንምርካብ ኢዩ። ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ጀሞ ኬንያ ዓለም እንትበፅሓ ፀሓፊት ካቢኔ ስፖርት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ምንጋዕ ፀፅታ ጎንደር ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ መንግስቲ ኣፃሪዩ ስጉምቲ ንክወስድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ሓቲቱ Desta Apr 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምንጋዕ ፀፅታ ጎንደር ዝተሳተፉ ተጠርጠርቲ መንግስቲ ኣፃሪዩ ስጉምቲ ንክወስድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ሓቲቱ። ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ኡመር ኢድሪስ፥ ኣብ ጎንደር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም Desta Apr 28, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ብዓል ፊቼ ጨምበላላ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያኦም ብቋንቋ ሲዳምኛ ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ በዓል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይን ኣባላት ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ዝኾነን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ቀፅሩ ዘሳልጦ ሕርሻ ኣሕምልቲ… Desta Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተገበረ ዘተ ስዒቡ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድን ተሳተፍቲ እቲ ኣኼባን ሓደ ኣካል ምንቅስቓስ ሕርሻ ከተማ ዝኾነን እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ቀፅሩ ዘሳልጦ ሕርሻ ኣሕምልቲ ገደናን ገምጊሞም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ተረኸብሉ ተገምጊሙ Desta Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈፃፅማ መደባት 9 ኣዋርሕ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ተረኸብሉ ተገምጊሙ። ከንቲባ ምምሕዳር እታ ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ እቲ ፀብፃብ ኣቕሪበንኡ። ናህሪ ናብራ ንምምሕያሽ መሰረታዊ ሸቐጣት ብበዝሒ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ዓለም ለኻዊ ተልእኾ ዓቃቢ ሰላም ተዋፊሮም ናብ ሃገሮም ዘይተመለሱ ሒደት ኣባላት ሰራዊት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ Desta Apr 27, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብ ዓለም ለኻዊ ተልእኾ ዓቃቢ ሰላም ተዋፊሮም ናብ ሃገሮም ዘይተመለሱ ሒደት ኣባላት ሰራዊት ብዝምልከት መብርሂ ሂቡ። እቲ ሚኒስቴር ዝሃቦ ሙሉእ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ። ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ድፋዕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓላፊት ዩኤስኤይድ ሳማንታ ፓወር ኣብ ዛዕባታት ምትሕብባር ልምዓት ተዛቲዮም Desta Apr 26, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሚያዝያ ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ሓላፊት ዩኤስኤይድ ሳማንታ ፓወር ኣብ ዛዕባታት ምትሕብባር ልምዓት፣ ኢኮኖሚን ፖለቲካን ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ብምድሃብ ተዛቲዮም። ብምኽኒያት ኣብ ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ዘሎ ፀገም፣ ኣብ ቀጣና ምብራቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 74 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ መቐለ ኣቲየን Desta Apr 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 74 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። እቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብዚ ሕዚ እዋን መቐለ ኣብ ዝርከብ መኽዚን እናተራገፈ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብቲ ልዕሊ 200 ሺሕ ሜትሪክ ቶን ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለያ ትካላት ኣሜሪካ ተዛቲዩ Desta Apr 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ዝተፈላለያ ትካላት ኣሜሪካ ተዛቲዩ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ግምጃ ቤት ኣሜሪካ፣ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ፣ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ፣ ልኡኽ ቀርኒ ኣፍሪካን ካልኦት ላዕለዎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣብ መረፃ ፈረንሳይ ዳግም ንዝተዓወቱ ፕሬዚዳንት ማክሮን መገህለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Apr 25, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ ፈረንሳይ ዳግም ንዝተዓወቱ ፕሬዚዳንት ኢማኑኤል ማክሮን መግለፂ ሓጎስ ኣመሓላሊፎም። ኣብ ፕሬዚዳንታዊ መረፃ እታ ሃገር ትማሊ ብዝተውሃበ ናይ መወዳእታ ዙር ምሃብ ድምፂ ኣብ ስልጣን ዘለዉ…