ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራት ኢትዮጵያ ናብ ዝጀመረቶ ጉዕዞ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንክሕወሳ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ሃገራትን መዳርግቲ ኣካላትን ኢትዮጵያ ናብ ዝጀመረቶ ጉዕዞ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንክሕወሳ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒሰትር ስዊድንን ኬንያን ብሓባር ስቶኮልም ፕላስ 50 ዝተብሃለ ኮንፈረንስ ምድላወን…