Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ዞባ ባሌ ኣብ ዝርከብ ሎጅ ጂንሾን ከባቢኡን ዑደት ኣሳሊጦም

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማይት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ብምዃን ኣብ ዞባ ባሌ ኣብ ዝርከብ ሎጅ ጂንሾን ከባቢኡን ዑደት ኣሳሊጦም። ብሄራዊ ፓርክ ጎቦ ባሌ ካብ ኣዲስ ኣበባ 400 ኪሎ ሜትሮ…

ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝነኣድ ቁርፀኝነት ኣርእያ ኢያ- ፋራይ ዚምዲዚ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዝነኣድ ቁርፀኝነት ኣርእዩ ኢዩ ኢለን ተወካሊት ትካል ምግቢን ሕርሻን ዓለም(ፋኦ) ፋራይ ዚምዲዚ። ኣብ ኢትዮጵያ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ዘኽእሉ ተግባራት ይካየዱ ከምዘለዉ ብምግላፅ፥ ፋኦ ነዚ ፃዕሪ…

ፎረም ምግቢ ዓለም ንኢትዮጵያ ንምፍላጥ እወንታዊ ዕድል ዝፈጠረን ውፅእ ኢላ ዝተርኣየትሉን ኢዩ- ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር)

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ምግቢ ዓለም ንኢትዮጵያ ንምፍላጥ እወንታዊ ዕድል ዝፈጠረን ውፅእ ኢላ ዝተርኣየትሉን ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ዴኤታ ግብርና ሶፊያ ካሳ (ዶ/ር)። ኣብ ጣሊያን ሮም ይካየድ ኣብ ዘሎ ፎረም ምግቢ ዝሳተፋ ዘለዋ እተን ሚኒስትር ዴኤታ፥ እቲ መድረኽ…

ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ልዕሊ 100 ሚሊየን ንምብፃሕ ይሰርሕ ኣሎ

‎ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ቁፅሪ ዓማዊሉ ኣብ ዝቕፅሉ ሰለስተ ዓመታት ልዕሊ 100 ሚሊየን ንምብፃሕ ይሰርሕ ኣሎ ኢለን ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኩባኒያ ፍሬሀይወት ታምሩ። ናይቲ ትካል ናይ ሰለስተ ዓመት ትልሚ ዲጂታል ትራንስፎርሜሽን ዝጠመተ መብርሂ ዝሃባ…

ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ብፅሒት ኣባል ሃገራት ዝገበሮ መመሓየሺ ንክሰልጥ ብሄራዊ ባንኪ ሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ እዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)፥ ኣይ ኤም ኤፍ ኣብ ብፅሒት ኣባል ሃገራት ዝገበሮ 50 ሚኢታዊት መመሓየሺ ንክሰልጥ  ሓቲቶም። ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን 2025 ኣኼባ ኮንስትቱየንሲ ግሩፕ…

ፖሊሲ ገንዘብ ፅኑዕን ስፍሕ ዝበለን ምዕባለ ይድግፍ ኣሎ – ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣመሓዳሪ ብሄራዊ ባንኪ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ፖሊሲ ገንዘብ ብጥቡቕ ዲሲፕሊን እናተመርሐ ፅኑዕን ስፍሕ ዝበለን ምዕባለ ይድግፍ ኣሎ ኢሎም። ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር) ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ጉባኤ ባንኪ ዓለምን ኣይ ኤም ኤፍን ምስ ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ስራሕቲ ልምዓት ትካል ተራድኦ ካቶሊክ ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀ ስላሴ  ትካል ተራድኦ ካቶሊክ(ሲ ኣር ኤስ) ኣብ ኢትዮጵያ ዝሰርሖም ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ንኢዶም። ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሊቀጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን  ኢትዮጵያ ብፁዕ ካርዲናል ብርሃነ ኢየሱስ ሱራፌልን ዋና ኣፈፃሚ…

ማእኸል ምርምር ሚዲያ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ዓቕሚ መራኸብቲ ሓፋሽ ንምዕባይ ብዝብል ዘጣየሾ ማእኸል ምርምር ሚዲያ ኢትዮጵያ ስራሕ ጀሚሩ። ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ከምዝበልዎ፥ ኣብ ዓውዲ ሰላም፣ ሰናይ ምምሕዳር ይኹን…

ሰርዓት ገንዘብ ዓለም ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰርዓት ገንዘብ ዓለም ኣብ ምዕባ ናይ ዘለዋ ሃገራት ዘላቒ ልምዓት ኣብ ግምት ዘእተወ ፍትሓዊን ሓቛፊን ንክኸውን ፃውዒት ኣቕሪባ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ጎኒ ንጎኒ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ትካል ገንዘብ ዓለምን ይካየድ ኣብ ዘሎ…

ኣእዳው ህንፀት ኢትዮጵያ ትካላት ኢዮም – ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ጥቅምቲ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣእዳው ህንፀት ኢትዮጵያ ትካላት ኢዮም  ኢሎም ሚኒስትር ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳይ ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣካቢ ቦርድ  ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽንን ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት። ሙኣዘ ጥበባት ዲያቆን ዳንኤል ክብረት፥ ቦርድ ኣመራርሓ ስራሕ ፋና…