Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ኣብ ዝተፈላለዩ ስነ ምህዳራት ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡ ዓሌታት ኣዝርእቲ ናይ ምፍልፋል ዓቕምና ክብ ኢሉ – ንጉሴ ደቻሳ (ፕ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ስነ ምህዳራት ዝሓሸ ፍሪያት ዝህቡ ዓሌታት ኣዝርእቲ ናይ ምፍልፋል ዓቕምና ክብ ኢሉ ኢሎም ዋና ዴይሬክተር ኢንስቲትዩት ምርምር ግብርና ኢትዮጵያ ንጉሴ ደቻሳ (ፕ/ር)። ፍሪያት ንምስሳን ዝሕግዝ ምርምር መመሓየሺ ዓሌት ብምግባር እቲ…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ደረጃ ህዝባዊ ቦታታት ክብ ናይ ብምባል ሓሳብ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተተግበረ ይርከብ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ደረጃ ህዝባዊ ቦታታት ክብ ናይ ብምባል ሓሳብ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተተግበረ ይርከብ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷…

ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ውቁባትን ንነበርቲ ምቹዋትን ክገብር ኣኽኢሉ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ከተማታት ብሩህ ተስፋ ዝኸፈቱ ዓበይቲ ዓወታት ተመዝገቦም ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ፡፡ 10ይ…

ኣፍሪካ ኣብ ኮፕ30 ብሓደ ድምፂ ብምዝራብ ኣብ ዓለም ክትስማዕ ክኢላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሪካ ኣብ ብራዚል ቤሌም ዝተኻየደ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት 2025 (ኮፕ30) ብሓደ ድምፂ ብምዝራብ ኣብ ዓለም ክትስማዕ ክኢላ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ሃይቅ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ሃይቂ ብፋውንዴሽን በላይነህ ክንዴ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መሪቖም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ብምጉብናይን ዝተዛዘሙ…

ኣብ ዓውዲ ፖለቲካ ንኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ ውፅኢታት ተመዝጊቦም – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ፖለቲካ ንኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ ውፅኢታት ተመዝጊቦም ኢሎም ኣብ ባይ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ለውጢ ዓመታት ዝተመዝገቡ ዓወታት ንኢትዮጵያ ተምሳሌት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ…

ሓይሊ ኣየር ሉኣላዊነት ሃገር ኣብ ምኽባር ዘኹርዕ ታሪኽ ኣለዎ – ሌ/ጄ ይልማ መርዳሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊ ኣየር ሉኣላዊነት ሃገር ኣብ ምኽባር ዘኹርዕ ታሪኽ ኣለዎ ኢሎም ዋና ኣዛዚ እቲ ሓይሊ ኣየር ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ። መበል 90 ዓመት በዓል ምስረታ ሓይሊ ኣየር ብምምልካት ምስ ነበርቲ ከተማ ኣዳማ ዝተዛተዩ እቶም ዋና ኣዛዚ፤ ሓይሊ…

4ይ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ 4ይ ኤክስፖ መዓድንን ቴክኖሎጂን ኣብ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ ኣጀሚሮም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ እዋንት ከምዝበሉዎ÷ እቲ ኤክስፖ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ምስ ኣልማዕቲ እቲ…

10ይ ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት መንግስታትን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት መንግስታትን ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ፡፡ 9ይ ዓመታዊ ጉባኤ ሕብረት ኣፍሪካን ሕቡራት መንግስታትን ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍን ዋና ፀሓፊ ሕቡራት…

ምፍጣር፣ ምቕልጣፍን ብፅሬት ምስራሕን ናይ ኩሉ እዋን መምርሒ ስራሕ ክኸውን ይግባእ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምፍጣር፣ ምቕልጣፍን ብፅሬት ምስራሕን ናይ ኩሉ እዋን መምርሒ ስራሕ ክኸውን ይግባእ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ከተማ ደብረ ብርሃን…