Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግማይ ምልዕዓል ኲናት ምጅማሩ እቲ ጉጅለ ብዘይኲናት ምንባር ከምዘይኽእል ዘርእይ ኢዩ-ምሁራን

ኣዲስ ኣበባ ፣5 ግንቦት ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ዳግማይ ምልዕዓል ኲናት ምጅማሩ እቲ ጉጅለ ብዘይኲናት ምንባር ከምዘይኽእል ዘርእይ ኢዩ ክብሉ ምሁራን ተዛሪቦም። እቲ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ብኣቐበልቲ ቃሉ ኣቢሉ ኣብ ክልል ተግራይ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እናዞረ ምልዕዓል…

ውሕመ ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተደገፍ ከምዝገብር ኣረጋጊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድን ሕቡራት መንገስታት ንዕውትነት ሃገራዊ ዘተደገፍ ከምዝገብር ኣተሓባባሪ ቤት ፅሕፈት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ዶክተር ካትሪን ሶዚ ኣረጋጊፆም። ኮሚሽነራት ኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምስ ዝኾኑ ዲፕሎማቲክ ማሕበረሰብ…

ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ኢትዮጵያ ቡና ንመፈለምታ እዋን 1 ቢሊየን ዶላር ሸርፊ ወፃኢ ተረኺቡሉ። ሚኒስትር ግብርና ፌዴሪኢ ኡመር ሁሴን በቲ ታሪካዊ ዓወት እንኳዕ ደስ በለኩም ኢሎም። ፍሪያት ቡና ኢትዮጵያ ንዕዳጋ ዓለም ካብ እተቕርቦም ፍሪያታት ግብርና ብቐዳምነት…

ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ፍሉይ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ምስ ፍሉይ ልኡኽ እንግሊዝ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካን ቀይሕ ባሕሪን ፊሊፕ ፋርማን ኣብ ቤት ፅሕፈቶም ተቐቢሎም ተዛቲዮም። ኣምባሳደር ኣብ ዘተኦም ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢትዮጵያ ኣድሂቦም ነቶም ፍሉይ ልኡኽ…

ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ይግባእ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ሰላምን ድሕንነትን ንኽረጋገፅ ተለዋዋጢ ብዝኾነ ከባቢ ቀርኒ ኣፍሪካን ብብርኪ ኣፍሪካን ብሓባርን ብምትሕብባርን ምስራሕ ከምዝግባእ ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም። ኢታማዡር ሹማት ምክልኻል…

ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሐዚ እዋን ኩሎም ሓይሊታት ፀፅታ ኣብ ዝሓሸ ቅዋምን ብቕዓትን ይርከቡ፤ ፀላእትና ክፈልጡ ይግባእ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ባህርዳር ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ምስጋናን…

ዝፀንሐ ምክእኣልን ምክብባርን ሃይማኖታት ኣጠናኺርካ ምቕፃል ይግባእ-ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝፀንሐ ምክእኣልን ምክብባርን ሃይማኖታት ኣጠናኺርካ ምቕፃል ይግባእ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሓጂ ዑመር እድሪስ ገሊፆም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ኣጂ ዑመር እድሪስ ከምዝበልዎ፥ ኣብ መንጎ ሰዓብቲ እምነት…

ንወለዶ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምውራስ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ምትሕብባር ንኽገብር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነመዝግቦም ዓወታት ብዝፈጥሩልና ወነ ተተባቢዕና ብምስጋር ንወለዶ ዝማዕበለት ኢትዮጵያ ንምውራስ ሕድሕድ ኢትዮጵያዊ ናይ ባዕሉ ምትሕብባር ንኽገብር ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ማክሮ ኢኮኖሚ ፃውዒት ቀሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘውፀኦ…

ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብ6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ከምዝዓቢ ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ኣመልኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ብ6 ነጥቢ 6 ሚኢታዊ ከምዝዓቢ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ኣፈፃፅማ ማክሮ ኢኮኖሚ ከምዘመላኽት ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ዶክተር ፍፁም ኣሰፋ ገሊፀን። ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ሓዊሱ ዓለም ለኻዊ ፅዕንቶታትን ናይ ውሽጢ ሃገር ጉዳያትን…

ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣይተ ኣገኘሁ ተሸገር ምስ ተወከልቲ ባንኪ ዓለም ተዛቲዮም። እቶም ኣፈ ጉባኤ ተወካሊ ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ፣ ኤርትራ፣ ደቡብ ሱዳን፣ ሱዳንን ቀጠና ምብራቕን ደቡብን ኣፍሪካ ብዝኾኑ ዶከተር ኡስማን ዲዎን ዝተመርሐ…