Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ ንኽድግፉ ፀዊዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትሑት ብርኪ ናብራ ንዝርከቡ ክፋላት ሕብረተሰብ እዋን ዝናብ ቅድሚ ምብፅሑ ዝተፈላለዩ ኣካላት ናይዚ ዓመት መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ ንኽድግፉ ፀዊዖም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ሕድሳት ገዛ…

ፍርያት ስርናይ ሓጋይ ብዕዉት ኩነታት ይሳለጥ ኣሎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያት ስርናይ ሓጋይ ብዕዉት ኩነታት እናተሳለጠ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም፥ ፍርያት ስርናይ ሓጋይ ብዕዉት ኩነታት እናተሳለጠ ከምዝኾነ ብምግላፅ፤ ብሓባር ምስ ዝቐደሙ ዓወታትና…

ፋብሪካ ቢራ ዳሽን ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዘካየዶ ናይ ምስፍሕፋሕ ፕሮጀክት ዛዚሙ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ቢራ ዳሽን ብ1 ነጥቢ 7 ቢሊየን ብር ዘካየዶ ናይ ምስፍሕፋሕ ፕሮጀክት ዛዚሙ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣይተ ደመቀ መኮንንን ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል…

ሃገር ቦቀል ዓቕሚ ኢንዱስትሪታትና ምዕባይ ንኢትዮጵ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዓንዲ ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ቦቀል ዓቕሚ ኢንዱስትሪታትና ምዕባይ ንኢትዮጵ ኩለ መዳያዊ ምዕባለ ዓንዲ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። መጀመሪ መርሃ ግብሪ “ኢትዮጵያ ተፍሪ” ኣብ ቤተ መንግስቲ ተሳሊጡ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣብ ዝተረኸብሉ…

ሰራዊት ኢትዮጵያ እናሎ ኢትዮጵያ ኣይትድፈርን-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ኢትዮጵያ እናሎ ኢትዮጵያ ኣይትድፈርን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ምዕራብ ምዕራብ ኣብ ዝርከቡ ኣባላት ሰራዊት ዑደት ገይሮም። ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበርዎ…

ተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝወሰዶ ስጉምቲ ህንፀት ሰላም ንኢዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዚያ፣ 2014 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ዓመታዊ ፖለቲካዊ ልዝቦም  ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣካይዶም። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂን ርክብ ሕብረት ኣውሮፓን ኢትዮጵያን ኣብ ዝምልከት ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ተሓታትነትን ሰብኣዊነትን ሓዊሱ…

ኣብ ኣቢያተ መፅሓፍ ኣብርሆት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)‘’ሚሊየን መፃሕፍቲ ንሚሊየን ወለዶ’’ ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ኣቢያተ መፅሓፍ ኣብርሆት ንሓደ ወርሒ ዝፀንሕ መርሃ ግብሪ ምትእኽኻብ መፃሕፍቲ ተጀሚሩ። ነቲ ቤ መፃሕፍቲ ኩሉ ኣሰሩ ንኸንብር ዝተሰናድአ መርሃ ግብሪ፥ ፕሬዚዳንት ሰሳህለወርቅ ዘውዴ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ኣቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰብኣዊ ሓገዝ ዝሓዛ 16 ናይ ፅዕነት ተሽከርከርቲ ናብ መቐለ ከምዝኣተዋ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና ሰሙን ናብ መቐለ ካብ ሞንጎ ዝበፅሓ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 16 ተሽከርከርቲ ብተወሳኺ፥ ካልኦት 64 ተሸከርከርቲ…

ሓርበኝነት ማለት ኣብ ጉዳይ ሃገር ንሓቅን ርትዕን ዝኽፈል መስዋእቲ እዩ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓርበኝነት ማለት ኣብ ጉዳይ ሃገር ንሓቅን ርትዕን ዝኽፈል መስዋእቲ እዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብዪ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስተር መበል 81 ዓመት መዓልቲ ዓወት ሓርበኛታት ኢትዮጵያውያን ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…

መበል 81 በዓል ዝኽሪ ዓወት ሓርበኛታት ሎሚ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 81 ዝኽሪ በዓል ዓወት ሓርበኛታት ኣብ ኣራት ኪሎ ዝርከብ ሓወልቲ ንኣቦታትን ኣዴታትን ሓርበኛታት ሓዊሱ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ኣብ ዝተረኸቡሉ ተኸቢሩ። ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሣህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መበል 81 በዓል ዓወት ሓርበኛታት…