ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ንዓቕሚ ዘይብሎም መኣዲ ኣካፊሎም Gebremariam Weldegerima Apr 18, 2022 0 ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ንዓቕሚ ዘይብሎም ስነስርዓት ምክፋል መኣዲ ገይሮም ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ በዓል ፋሲጋን ፆመ ሮሞዳንን እኽኒያት ብምግባር ንዓቕሚ ዘይብሎም ስነስርዓት ምክፋል መኣዲ ገይሮም። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ለኡኽ ኢትዮጵያ ዋሸንግተን ዲሲ ኣቲዩ Desta Apr 18, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ዝተመርሐ ጉጅለ ለኡኽ ኢትዮጵያ ዋሸንግተን ዲሲ ኣቲዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝካየድ ዓመታዊ ኣኼባ ባንኪ ዓለምን ዓለም ለኸ ትካል ገንዘብን ንምስታፍ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ ሓይሊታት ፀረ ሰላም ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ ራዕዳውያንን ሓይሊታት ፀረ ሰላም ብሓባር ንምክልኻል ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። ትካላት ወታደራዊ ሓበሬታ ምብራቕ ኣፍሪካ “ሰላማዊን ድሕንነታ ዝተረጋገፀ ኣፍሪካን” ንምፍጣር፥ ኣብ ዶባት፣ ብሳይበር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንኣተሓሕዛ ሓመድን ማይን ኣሰራርሓና ትኹረት ሂብና ምስራሕ የድሊ – ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Apr 17, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ንኣተሓሕዛ ሓመድን ማይን ኣሰራርሓና ትኹረት ሂብና ምስራሕ የድሊ ክብሉ ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚነሲትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ ጥምረት ማይን ሓመድን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝፃዓና 50 ተሸከርክረቲ መቐለ ንክበፅሕ ንዝገበሮ ፃዕሪ ኣሜሪካ ንኢዳ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜርካ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ረዲኤት ዝፃዓና 50 ተሸከርክርቲ መቐለ ክበፅሓ ዝገበሮ ፃዕሪ ንኢዱ። ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ እታ ሃገር ኣንቶኒዮ ብሊንከን እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም ኣብዘዉፅእዎ መግለፂ፥ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ክልከላ ሓበሬታ፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ዝበፅሕ ዘሎ ዘሎ ምንግልታዕ ንምፍታሕ ዘኽእለ ረቂቕ መምርሒ ተዳልዩ ናብ ስራሕ ክኣቲ ኢዩ Desta Apr 16, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ክልከላ ሓበሬታ፣ መራኸብቲ ሓፋሽን ሰብ ሞያታትን ዝበፅሕ ዘሎ ዘሎ ምንግልታዕ ንምፍታሕ ዘኽእለ ረቂቕ መምርሒ ተዳልዩ ናብ ስራሕ ንምእታው መድላዋት ይግበር ከምዘሎ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ኣገልግሎት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ፍርያታውነት ስርናይ ንምድንፋዕ ዝግበር ልዑል ፃዕሪ ይንእድ – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ፍርያታውነት ስርናይ ንምድንፋዕ ዝግበር ልዑል ፃዕሪ ዝነኣድ ከምዝኾነ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ሰሜን ሸዋ ወረዳ ሰያዳብርን ዋዩን ብመስኖ እናለምዐ ኣብ ዝርከብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ብኦሊሴጉን ኦባሳንጆ ኣቢሉ ዝካየድ ፃዕሪ ሰላምይድግፍ ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Apr 15, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ኢትዮጵያ ብፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኦሊሴጉን ኣቢሉ ዝካየድ ፃዕሪ ሰላም ከምትድግፍ ኣረጋጊፆም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ኮሚሽነር ጉዳያት ፖለቲካ፣ ሰላምን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበረሰብ ዓለም መንግስቲ ዝገበሮ ምቹው ኩነታት ብምጥቃም ናብ ትግራይ ዝለኣኽ መጠን ሓገዝ ከብ ከብሎ ይግባእ-መንግስቲ Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ምግብን ነዳድን ዝፀዓና 50 ተሽከርከርቲ ካብ ሰመራ ናብ ተግራይ ምልኣኸን ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ። ኣብ መግለፂኡ፥ መንግስቲ ኣብ ትግራይ ሓገዝ ንዘድሊዮም ዜጋታት ደገፍ ብግቡእ መገዲ ንክበፅሕ መእንቲ ውሳነ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን Desta Apr 14, 2022 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 47 ተሽከርከርቲ ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ምጅማረን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም ንምድሓን ኩሎም ኣማራፅታት ብምጥቃም ሰብኣዊ ሓገዝ…