Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣17 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር እዋናዊ ኩነታት ሰራዊት ብዘይተረጋገፁ ሓበሬታታትን ቤላቤሎን ምውዛዕ ብህፁፅ ደው ክብል ከምዘለዎ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ተሳትፎን ደገፍን ህዝቢ ጠንካራ ምዃን፣ ሰራዊት ምክልኻል ልኡላውነት ሃገር…

በዓልና፥ በዓል ሓልዮት፣ ሓድነት፣ ፍቅርን ሰላምን ብሩህ ተስፋን ክገብረልና ይምነ- ዶክተር ኣብረሃም በላይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር ምክልኻል ሃገርን ዶክተር ኣብረሃም በላይ ሎሚ ዘበን ዝኽበር ዘሎ በዓል ኣሸንዳ ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ ኣብፀሐና መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ…

መናእሰይ ሃገር ንምርካብ ዘኽእል ሸቶ ክህልዎም ኣለዎ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ሃገር ንምርካብ ዘኽእል ሸቶ ክህልዎም ኣለዎ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። “ግደ መናእሰይ ኣብ ዘበንና” ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሃገራዊ መዛዘሚ መድረኽ መናእሰይ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምዝዛም ዝተዘርገሐ ኢድ ኣይዕፀፍን-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ብሰላም ንምዝዛም ዝተዘርገሐ ኢድ ዘፀግም ኩነታት እንተዘይኣጋጢሙ ከምዘይዕፀፍ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ዶክተር ለገሰ ቱሉ፥ ኣብ እዋናዊን ሃገራዊን ዛዕባታት ዝጠመተ  መግለፂ ሂቦም።…

ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ ሂቡ

በኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስቴራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ኣኼብአኡ ኣብ ክልተ ጉዳያት ውሳነ ሂቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ርክብ ኣፍረይቲን መፍረይቲን ፍሪያት ሕርሻ ንምውሳን ኣብ ዝወፅኣ ኣዋጅን ረቂቕ ኣዋጅ ዘርኢ ደኒን ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።…

ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ብምቕባል ህዝበ ውሳነ ንኽካየድ ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ህፁፅ ኣኼብኡ 6 ዞባታትን 5 ፍሉያት ወረዳታትን ክልል ደቡብ ዘቕረብኡ ሕቶ ሓበራዊ ምምስራት ክልል ብምቕባል ህዝበ ውሳነ ንኽካየድ ወሲኑ። እቲ ውሳነ ብሓሙሽተ ተቓውሞ ብኣብዝሓ ደምፂ ኢዩ ፀዲቑ። ኣብ ሓደ…

ኣምባሳደር ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዋሽንግተን ስለሺ በቀለ ምስ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ማይክል ሓመር ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ክህሊ ዝግበኦ ዘላቒ ህንፀት ሰላም፣ ኣቕርቦት ሰብኣዊ ሓገዝ፣ ምዕሳል ተሓታትነትን…

ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ምክረ ሓሳብ ሰላም ፀዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ሰለማዊ ዕልባት ንምሃብ ስምምዕነት ደው ምባል ተዂሲ ንምግባር ዘኽእል ሰነድ ምክረ ሓሳብ ሰላም ከምዝፀደቐ  መንግስቲ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ጎንፂ ብሰለማዊ ኩነታት ንምፍታሕ ዝጀመሮ ፃዕሪ…

ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ንዘበናት ዝፀንሐ መሓንቕ ዘላቒ መፍትሒ ዝህብ ኢዩ-መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክላል ወሰን ኣዲስ ኣበባን ፍሉይ ዞባ ኦሮሚያ ዙርያ ፊንፊነን ንዘበናት ዝፀንሐ መሓንቕ ዘላቒ መፍትሒ ዝህብ ኢዩ ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንገስቲ ገሊፁ። እቲ ኣገልግሎት ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ እቲ ወሰን ብዘይምክላሉ ኣብ ልዕሊ ነበርቲ…

ኣብ ከባቢ ሽረን ኣኽሱምን ዘበናዊ ዱኽዒ ንሓረስቶት ይባፃሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ከባቢ ሽረን ኣኽሱምን ዘበናዊ ዱኽዒ ንሓረስቶት ይባፃሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ኣብ ካልኦት ከባቢታት እቲ ክልል ንዘለዉ ሓረስቶት እውን ግራውቶም ንክሓርሱን ክዘርኡን ዘኽእል ደገፍ ይግበር ከምዘሎ ተሓቢሩ። መንግስቲ ምስ ዓለም ለኸ…