Fana: At a Speed of Life!
Browsing Tag

ዝተመረፁ

ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንብዓል ፋሲካ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለዩ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላት ንብዓል ፋሲካ ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም። ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ዶክተር ይልቃል ከፋለ፥ ሰባት እቲ ብዓል እንተኽብሩ ነዝተፀገሙ ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ከምዝግባእ ሓቢሮም።…

ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንሰላምን ሓድነት ሃገርን ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ንኽዋፃኣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ፃውዒት ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩሉ ኢትዮጵያዊ ንባዕሉ ካብ ራዕዲን ጎንፂን ብምርሓቕ፣ ንሰላምን ሓድነት ሃገርን ትፅቢት ዝግበረሉ ግደ ንኽዋፃኣ ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ፃውዒት ኣቕሪቡ። ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ድሕንነት ሎሚ መዓልቲ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ጉዳያት ድሕንነትን ፀፅታን…

ኣሜሪካ ንኢትዮጵያ 313 ሚሊየን ዶላር ዝኸውን ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ ብዝነበረ ጎንፂ ጉድኣት ንዝበፅሖም ዜጋታት ዝውዕል ከባቢ 313 ሚሊየን ዶላር ተወሳኺ ሰብኣዊ ሓገዝ ምግባራ ኣፍሊጣ። እቲ ሓገዝ ብዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ልምዓት ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤይድ) ኣቢሉ ኣብ ክልላት…

ዓል ዓርቢ ስቕለት ብመለእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመለእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ተኸቢሩ። እቲ በዓል ብተኸተልቲ እምነት ክርስትና ብስግደት፣ ፆም፣ ፀሎትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ-ስርዓታትን ኢዩ ተኸቢሩ። ብፍላይ ድማ ኣብ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ…

ፀሎተ ሓሙስ ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ተኸቢሩ ውዒሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዚያ፣ 2014(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓሙስ ፅግቦ(ፀሎተ ሓሙስ) ብዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ ስነ ስርዓታት ኣብ መላእ ሃገር ሎሚ መዓልቲ ተኸቢሩ ውዒሉ። ሓሙስ ፅግቦ ብኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርሰቲያንን ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያንን ትሕትና ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘርእይ መገዲ ብዝተፈላለዩ ስነ…

ህዝቢ ትግራይ ኣማራፂ ብምስኣኑን ኩሉ ምንቅስቓሱ ኣብ ዓይኒ ካድረ ስለዝኾነን ኢዩ እንበር ብዘለዎ ኩነታት ኣማሪሩ ኢዩ- ዶክተር ኣረጋዊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ተግባር ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብምቅዋም ኣብ ቀረባ እዋን ናብ ጎረቤት ክልል ብምኻድ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኢዱ ዝሃበ ኣብ ሆስፒታል ዓይደር ዝሰርሕ ዝነበረ በዓል ሞያ ሕክምና ዶክተር ኣረጋዊ ሓጎስ ኣብ ትግራይ ብዛዕባ ዘሎ ምሕደረን ማሕበራዊ ኩነታት…

መንግስቲ “ኤምባሲ ሩሲያ ምልመላ ቁፃር ውትድርና ኣውፂኡ” ዝብል መሰረት ኣልቦ ወረ እቲ ኤምባሲ ውድቂ ምግባሩ ንኢዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ “ኤምባሲ ሩሲያ ምልመላ ቁፃር ውትድርና ኣውፂኡ” ዝብል መሰረት ኣልቦ ወረ እቲ ኤምባሲ ውድቂ ምግባሩ ምግባሩ ከምዝንእድ ኣፍሊጡ። እቲ ኤምባሲ ዝኾነ ዓይነት ምልክታ ቁፃር ከምዘይቕበልን ከም ኣቆፃፅራ…

ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 30 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ንምጉዕዓዝ ድልዋት ከምዝኾና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ሰብኣዊ ሓገዝ ዝፀዓና 30 ተሽከርከርቲ ናብ ትግራይ ንምጉዕዓዝ ድልዋት ከምዝኾና ኣፍሊጡ። ሓላፊት ኮሙዩኒኬሽን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ክሌር ኔቪል ከምዝገለፀኦ፥ ንህፁፅ እዋን ሓገዝ ዘድልዩ ቀረባትን ሃነፅቲ…

ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ኣካዳሚ ኣመራርሓ ኣዲስ ኣበባን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም። ክልቲኦም ትካላት ብመሰረት ዝገበርዎ ስምምዕነት ኣብ ህንፀት ዓቕሚን ሽግግር ፍልጠትን ምስራሕ ዝኽእሉ አንትኾኑ፥ ስራሕቲ ኮሚኒኬሽን አወን…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ፋውንዴሽን ቢል እና ሜሊንዳ ጌትስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ምስ ፕሬዚዳንት ዓለም ለኸ ትካል ልምዓት ፋውንዴሽን ቢል እና ሜሊንዳ ጌትስ ክሪስቶፈር ኤሊያስ ተዛቲዮም። ኣብቲ ዘተ እቲ ፋውዴሽን ኣብ ኢትዮጵያ ዝገብሮ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት…