መንግስቲ ካብ ህዝቢ ዝተለዓሉ ኢኮኖሚያዊ ሕቶታት ንምምላስ ይሰርሕ ኣሎ – ዶክተር እዮብ ተካልኝ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሙላእ እዛ ሃገር ዝተኻየዱ ምይይጣት ካብ ህዝቢ ንዝተልዓሉ ኢኮኖሚያዊ ሕቶታት ደረጃ ብደረጃ ንምምላስ ይስራሕ ምህላዉ ሚኒስቴር ገንዘብ ኣፍሊጡ፡፡
ሚኒስተር ዴኤታ ገንዘብ ዶክተር እዮብ ተካልኝ፥ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኻየዱ ህዝባዊ ምይይጣት ምስ…